ምልክታ ግልፂ ጨረታ ዘ/ፋ/ቢ/ሰ/ፀ//ግ/ጨ/ቁ 006/2018
ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ን2018 በጀት ዓመት
• ሎት-1፦ መብሰልን መመገብን
● ሎት-2፦ 50 ኪሎ ዝሕዝ መሸማዕ ሎጎ ዘይብሉ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ብምዃኑ ልዕል ኢሎም ኣብ ዝተጠቐሱ ዘርፊ እትነጥፉ ነጋዶ፦
➢ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፈቃድ ንግዲ ዘለኩም ቫት ተመዝገብቲ ዝኾንኩም
➢ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈልኩም ምዃንኩም መረዳእታ ክተቕርቡ እትኽእሉ
➢ ናይ ግብሪ ከፋሊ ሰርተፊኬት (TIN)ን ናይ መቕረባይ ፈቓድ ዘለኩም ንኽትሳተፉ ይዕድም።
➢ ከም ዓይነት እቲ ምህርቲ ናይ ዓዲ ውሽጢ ዝኾነ ካብ ሃገራዊ ፅርየት መረጋገፂ(ACAE) ናይ ወፃኢ እንተኾይኑ ዓለም ለኻዊ መረጋገፂ ፅርየት(ISO) ዘየቅረበ ነጋዳይ ካብ ጨረታ ይሰረዝ፡
➢ እቲ ዝቐርብ ንብረት ምስ ጥዕና ተተሓሒዙ ንመግቢ መስርሒን መመገብን ዝቐርብ(Foood Contact material) ምኳኑ መረጋገፂ ካብ በዓል መዚ ቁፅፅር መግብን ኣፋውስን(EFDA)መረጋገፂ ከቕርብ ኣለዎ፡፡
ብምዃኑ ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዝርዝር መምርሒ ዝሓዘ ሰነድ ብር=300.00 (ሰለስተ ሚኢቲ ብር ጥራሕ) ብምኽፋል ኩሉ ጊዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ኣብ ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን እዚ ፃውዒት ጨረታ ካብ ዝተገበረሉ ዕለት 12/10/2018 ዓ.ም - 17/10/2018 ዓ.ም ሰነድ ጨረታ ብምግዛእ በቲ ቢሮ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ክተእትዉ ከም እትኽእሉ ይገለፅ፡፡ እዚ ጨረታ ሰነ 17/2018 ዓ.ም ረፋድ ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ረፋድ ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት።
ቤት ዕዮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እዚ ጨረታ ብኽፋል ወይ ምሉእ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡
‹‹ምስ ሰላምታ››
ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰ/ፀጥታን
• ንተወሳኺ ሓበሬታ 0914008595/ 0920426802