ዕለት 10/10/2018
ቑፅሪ ተ6-4/ለ6/142
ምልክታ ፕሮፎርማ
ቢሮ ማሕበራዊ ጉዳይን እግሪ ምትካልን ክልል ትግራይ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ መኪና መሳርሒ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ በቲ መስመር ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም፦
| ተ.ቁ | ዝርዝር ንብረት | ፓርቲ ናምበር | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ | ||
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳን | ብር | ሳን | ||||||
| ኮብራ 105 | |||||||||
| 1 | ኦይል ፊልተር | 90915-30002 | pcs | 01 | |||||
| 2 | ፊውል ፊልተር | 23390-51070 | pcs | 01 | |||||
| 3 | ፓድ ኪት | 04465-fzzf6 | set | 01 | |||||
| 4 | ሹኪት | 04495-60080 | set | 01 | |||||
| 5 | ታይምንግ ብልት | 13568-19105 | pcs | 01 | |||||
| 6 | ዘይቲ ሞተር | total | ጋሎን | 03 | |||||
መተሓሳሰቢ
➢ ተወዳደርቲ ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድ፣ መቅረባይነትን መፍለዪ ቑፅርን /TIN No /ኮፒ ከቅርቡ ዝኽእሉ።
➢ እዚ ፕሮፎማ እዙይ ካብ ዕለት 10/10/2018 ዓ/ም እስካብ ዕለት 12/10/2018 ዓ/ም ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቕ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ እቲ ቢሮ ኣታዊ ምስ ኾነ በቲ መወዳእታ ዝተጠቀሰ ዕለት 10/10/2018 ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ሰዓት 3:40 ድማ ይኽፈት። እዚ ፕረፎርማ እዙይ ከም ዉዕሊ ኾይኑ የገልግልን የገድድን እዩ።
➢ እቲ ንብረት/ኣቅሓ/ በቲ ዝተጠቀሰ ስፔስፊኬሽን መሰረት ንምቅራብ ናይ ሕድሕድ ዋጋ ክምላእ ኣለዎ።
➢ እቲ ንብረት /ኣቅሓ/ በቲ ዝተጠቀሰ ዝርዝር መሰረት እስፐሲፊክሽን ኾይኑ ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል።
➢ ኣድራሻና ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ፊት ንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ኮምፕሌክስ ናይ ሓባር ህንፃ ፣ ህንፃ 1/Block 1/ ኣብ 1ይ ደብሪ እዩ።
➢ ኣብዚ ፕሮፎርማ ከይዲ ስራሕና ነቲ ፕሮፎርማ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ
መሰል ሕለዉ 'ዩ።
➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-42-40-01-58 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል።