የትግራይ ክልል ሰራሕተኛና ማሕበራዊ ጉዳይ ቢሮ

ዕለት 10/10/2018 

ቑፅሪ ተ6-4/ለ6/142

ምልክታ ፕሮፎርማ 

ቢሮ ማሕበራዊ ጉዳይን እግሪ ምትካልን ክልል ትግራይ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ መኪና መሳርሒ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ በቲ መስመር ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም፦

ተ.ቁዝርዝር ንብረትፓርቲ ናምበርመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
ብርሳንብርሳን
ኮብራ 105
1ኦይል ፊልተር90915-30002pcs01
2ፊውል ፊልተር23390-51070pcs01
3ፓድ ኪት04465-fzzf6set01
4ሹኪት04495-60080set01
5ታይምንግ ብልት13568-19105pcs01
6ዘይቲ ሞተርtotalጋሎን03

መተሓሳሰቢ

➢ ተወዳደርቲ ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድ፣ መቅረባይነትን መፍለዪ ቑፅርን /TIN No /ኮፒ ከቅርቡ ዝኽእሉ።

➢ እዚ ፕሮፎማ እዙይ ካብ ዕለት 10/10/2018 ዓ/ም እስካብ ዕለት 12/10/2018 ዓ/ም ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቕ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ እቲ ቢሮ ኣታዊ ምስ ኾነ በቲ መወዳእታ ዝተጠቀሰ ዕለት 10/10/2018 ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ሰዓት 3:40 ድማ ይኽፈት። እዚ ፕረፎርማ እዙይ ከም ዉዕሊ ኾይኑ የገልግልን የገድድን እዩ።

➢ እቲ ንብረት/ኣቅሓ/ በቲ ዝተጠቀሰ ስፔስፊኬሽን መሰረት ንምቅራብ ናይ ሕድሕድ ዋጋ ክምላእ ኣለዎ።

➢ እቲ ንብረት /ኣቅሓ/ በቲ ዝተጠቀሰ ዝርዝር መሰረት እስፐሲፊክሽን ኾይኑ ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል።

➢ ኣድራሻና ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ፊት ንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ኮምፕሌክስ ናይ ሓባር ህንፃ ፣ ህንፃ 1/Block 1/ ኣብ 1ይ ደብሪ እዩ።

➢ ኣብዚ ፕሮፎርማ ከይዲ ስራሕና ነቲ ፕሮፎርማ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ

መሰል ሕለዉ 'ዩ።

➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-42-40-01-58 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል።