ምልክታ ፕሮፎርማ ግዝኢት
ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሕትም ይደሊ ። በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝቐረቡ ረቋሒታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ንኽትወዳደሩ ይዕድም ።
መምርሒ ተጫረትቲ
1. ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ቲን ፎቶ ኮፒ ክተቅርቡ እትኽእሉ
2. ተጫረትቲ ብናይ ትካል ሳምፕል መሰረት ናይ ዋጋ መግለፂኹም ብናይ ባዕልኹም መሊእኹም ክሳብ ዕለት 09/10/2018 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ንጉሆ ናብ ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ኣታዊ ክትገብሩ እትኽእሉ
3. ጨረታ ዕለት 09/10/2018 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ንጉሆ ይኽፈት።
4. እተቕርብዎ ናይ ኣባለት ምዝገባ ክፍሊት ደርሰኝ መርኣያ/Sample ክተቕርቡ እትኽእሉ
| ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | መዐቀኒ | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ |
|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ቅብሊት ደርሰኝ | ቑፅሪ | 200 | ||
| 2 | ናይ ኣባለት ካርዲ መለለዩ መንነት | ቑፅሪ | 5000 |