Mekelle chamber of commerce and sectoral association

ምልክታ ፕሮፎርማ ግዝኢት

ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሕትም ይደሊ ። በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝቐረቡ ረቋሒታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ንኽትወዳደሩ ይዕድም ።

መምርሒ ተጫረትቲ

1. ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ቲን ፎቶ ኮፒ ክተቅርቡ እትኽእሉ

2. ተጫረትቲ ብናይ ትካል ሳምፕል መሰረት ናይ ዋጋ መግለፂኹም ብናይ ባዕልኹም መሊእኹም ክሳብ ዕለት 09/10/2018 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ንጉሆ ናብ ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ኣታዊ ክትገብሩ እትኽእሉ

3. ጨረታ ዕለት 09/10/2018 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ንጉሆ ይኽፈት።

4. እተቕርብዎ ናይ ኣባለት ምዝገባ ክፍሊት ደርሰኝ መርኣያ/Sample ክተቕርቡ እትኽእሉ

ተ.ቁዓይነት ንብረትመዐቀኒበዝሒነፀላ ዋጋጠቅላላ ዋጋ
1ቅብሊት ደርሰኝቑፅሪ200
2ናይ ኣባለት ካርዲ መለለዩ መንነትቑፅሪ5000