ምልክታ ጨረታ
ትካልና መስፍን ብረታ ብረትና ኢንጂነሪንግ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ናይ ተረፈ ምህርቲ ክሸይጥ ስለዝደሊ ድሌትን ዓቕሚን ዘለኩም ህጋዊ ነጋዶ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት መሰረት ብምግብር ኣብ ጨረታ ንኽትሳተፉ ኩባንያና ይዕድም።
ናይ ጨረታ ረቛሒን ኩነታትን
1. ናይ'ዚ ጨረታ ተሳታፊ ናይ 2018 ዓ.ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፈቓድ ከቕርብ ዝኽእል ክኸውን ኣሎዎ።
2. ተጫረቲ ንጨረታ ዝቐረበ ተረፈ ምህርቲ ፍርያት ካብ ዕለት 05/06/2026 ክሳብ 18/06/2026 ኤፈ ኩሉ ግዜ አብ ስራሕ ሰዓት ንጎሆ ካብ ሰዓት 2:00-6:00 ድሕሪ ሰዓት ድማ ካብ ሰዓት 7:30-10:30 ኣግ ክሪኡ ይኽእሉ፡፡
3. ተጫረቲ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድን፣ንግዲ ምዝገባ ምስክር ወረቐት፣ግብሪ ከፋሊ ምዝገባ ምስክር ወረቐትን ተወሳኺ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ምዃኖም ዝገልፅን ናይ መወዳእታ ወርሒ 2018 ዓ/ም ቫት ዝኸፈለሉ ሰነዳትን ዝምለስ ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምትሕሓዝ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 05/06/2026- 18/06/2026 አፈ ኩሉ ጊዜ ብስራሕ ሰዓት ንጎሆ ካብ ሰዓት 2:00–6:00 ድሕሪ ሰዓት ድማ ካብ ሰዓት 7:30-10:30 ኣግ ኣብ ዘሎ ጊዜ ብር 300.00 ( ብር ሰለስተ ሚእቲ ) ብምኽፋል ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት መቐለ ካብ ኮርፖሬት ሳፕላይ መምርሒ ክረኸቡ ይኽእሉ።
4. ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነዶም ኩሉ ጊዜ ብስራሕ ሰዓት ነዚ ተባሂሉ ኣብ ኮርፖሬት ሳፕላይ መምርሒ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ካብ ዕለት 05/06/2026 ክሳብ 19/06/2026 ዓ.ም. ሰዓት 4:00 ኣ.ግ ከእትዉ ይኽእሉ፡፡
5. ተጫረቲ ናይ ጨረታ መኽበሪ(CPO) ብር 30,000.00(ብር ሰላሳ ሽሕ ጥራሕ) ንበይኑ ብዝተኣሸገ ፖስታ ምስ ጨረታ ከእትው ይግባእ፡፡ ጥረ ገንዘብ ይኹን ብፖስታ ዘይተዓሸገ CPO ተቐባልነት የብሉን፡፡
6. ጨረታ ዕለት 19/06/2026 ሰዓት 4:00 ኣ.ግ ንጉሆ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ኣ.ግ ድሌት ዘሎዎም ተጫረቲ ወይም ወከልቶም ኣብ ዘለውዎ ይኽፈት፡፡
7. ተጫረቲ ኣብ ናይ ካሊእ ተጫራታይ ዋጋ ተደሪኾም ዋጋ ምእታው ከምኡ'ውን ተጫሪቶም ዝሳዓርዎ ንብረት ንኻሊእ ሳልሳይ ወገን ምሕላፍ ኣይካኣልን፡፡ ጨረታ ዶክመንት ማህተምን ፊርማን ናይ ተጫራታይ ክዓርፎ ኣለዎ ። አብ ጨረታ ሳንዱቕ ዝኣተወ ፖስታ ናይ ይመለሰለይ ሕቶ ብምንም መልክዑ ክስተናገድ ኣይከኣልን።
8. ተጫረቲ ዘቕረብዎ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ምዃኑ ክጠቕሱ ይግባእ፡፡ እንተዘይ ተጠቒሱ ግና እቲ ዘቕረብዎ ዋጋ ቫት ከም ዘይሓወሰ ተገይሩ ይሕሰብ
9. ተጫረቲ ንሕድሕድ ተረፈ ምሕርቲ ነፀላ ዋጋን ጠቕላላ ዋጋን ከርእዩ ዝግባእ እንትኾን ናይ ድምርን ስልሒትን ጌጋታት እንተሃሊዩ ተጫራታይ ሓላፊነት ይወስድ፤ትካልና ናይ ተጫራታይ ስልሒት ጌጋታት ናይ ምእራም ሓላፊነት ኣይወስድን፡፡
10. ሰዓሪ ተጫራቲ ጨረታ ምስዓሮም ምስ ተነገሮም ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስሩን ዝሰዓሩዎ ተረፈ ምሕረቲ ብዉዕሊ መሰረት ከልዕሉ ይግባእ፤ እንተዘይኮይኑ ግና ንመኽበሪ ጨረታ ዘትሐዝዎ CPo ንትካል ኣታዊ ኮይኑ ትካል ካሊእ መማረፂ ይወስድ፡
11. ሰዓሪ ተጫራቲ ተረፈ ምህረቲ እንትርከቡ ናይ በዝሒ ኣፈላላይ እንተጋ በቲ ዝተረኽበ በዝሒ መሰረት ኣቕሑ ናይ ምቕባል ግዴታ ኣለዎ ።
12. ሰዓሪ ተጫራቲ ምስዚ ንብረት ምልዓል ዝተትሓሓዙ ኩሉ ዓይነት ወፃኢታት ማለት ናይ ሰብ ሓይሊ፣ ናይ ትራንስፖርት---ወዘተ ኩሉ ባዕሉ ክኸፍል ይግባእ፤ ትካልና ምስዚ ጨረታ ዝተትሓሓዘ ምንም ዓይነት ናይ ሰዓሪ ተጫራቲ ወፃኢታት ኣይሽፍንን።
13. ትካልና እቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
ምስ ሰላምታ ቤ/ፅሕፈት
ንዝበለፀ ሓበሬታ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ስልኪ ቁፅርታት ምሕታት ይካአል
Tel: +251986444888
ሰደቃ ዐ: - ንጨረታ ከሽየጥ ዝቐረበ ተረፈ ምህርቲ
| ተ.ቁ | መፀውዒ ኣቅሓ/ Description | ለክዒ (UOM) | ግምትዊ መጠን (Qty) | ናይ ሓደ ዋጋ (Unit Price) | ጠቅላላ ዋጋ ብብር (Total Price) | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ዘገልገለ ጎማ 2.00R20 | ቑፅሪ | 54 | |||
| 2 | ዘገልገለ ጎማ 7.5x16 | ቑፅሪ | 11 | |||
| 3 | ዘገልገለ ጎማ 8.25x16 | ቑፅሪ | 2 | |||
| 4 | ዘገልገለ ጎማ 205/5586 | ቑፅሪ | 8 | |||
| 5 | ዘገልገለ ጎማ 95R)5C | ቑፅሪ | 15 | |||
| 6 | ዘገልገለ ጎማ 75/65R14 | ቑፅሪ | 48 | |||
| 7 | ዘገልገለ ጎማ 75/7oR14 | ቑፅሪ | 3 | |||
| 8 | ዘገልገለ ጎማ 205R6C | ቑፅሪ | 2 | |||
| 9 | ዘገልገለ ጎማ 85/65R14 | ቑፅሪ | 2 | |||
| 10 | ዘገልገለ ጎማ 85/60R15 | ቑፅሪ | 2 | |||
| 11 | ዘገልገለ ጎማ 185/60R6 | ቑፅሪ | 4 | |||
| 12 | ዘገልገለ ጎማ P235/65R7 | ቑፅሪ | 1 | |||
| 13 | ዘገልገለ ጎማ 265/70R16 | ቑፅሪ | 4 | |||
| 14 | ዘገልገለ ጎማ P205/8oR16 | ቑፅሪ | 1 | |||
| 15 | ዘገልገለ ጎማ 825R6LT | ቑፅሪ | 1 | |||
| 16 | ዘገልገለ ጎማ 205/55R6 | ቑፅሪ | 14 | |||
| 17 | ዘገልገለ ባትሪ No.55 | ቑፅሪ | 41 | |||
| 18 | ዘገልገለ ባትሪ No.60 | ቑፅሪ | 8 | |||
| 19 | ዘገልገለ ባትሪ No.70 | ቑፅሪ | 24 | |||
| 20 | ዘገልገለ ባትሪ No.120 | ቑፅሪ | 4 | |||
| 21 | ዘገልገለ ባትሪ No.100 | ቑፅሪ | 2 | |||
| 22 | ዘገልገለ ፊዩል ፊልተር(Fuel Filter) | ቑፅሪ | 132 | |||
| 23 | ዘገልገለ ኣየር ከሊነር(Air Cleaner) | ቑፅሪ | 03 | |||
| 24 | ኦይል ፊልተር(Oil Fillter) | ቑፅሪ | 157 | |||
| 25 | ዘገልገለ ካላማደሪያ | ቑፅሪ | 14 | |||
| 26 | ዘገልገለ ፍላፕ | ቑፅሪ | 8 | |||
| 27 | ዘገልገለ ባምፐር (ናይ ድሕሪትን ቅድሚትን ናይ ኣናእሽተይ መኪና | ጅምላ | ዝተፈላለያ መካይን | |||
| 28 | ዘገልገለ በርሚል | ቑፅሪ | 11 | |||
| 29 | ዘገልገለ ዝተቃፀለ ዘይቲ | ሊትር | 2000 | ግምታዊ |