መስፍን ኢንዱስትሪያል ኢንጂነሪንግ ኋ/የተ/የግ/ማህበር

ምልክታ ጨረታ

ትካልና መስፍን ብረታ ብረትና ኢንጂነሪንግ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ናይ ተረፈ ምህርቲ ክሸይጥ ስለዝደሊ ድሌትን ዓቕሚን ዘለኩም ህጋዊ ነጋዶ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት መሰረት ብምግብር ኣብ ጨረታ ንኽትሳተፉ ኩባንያና ይዕድም።

ናይ ጨረታ ረቛሒን ኩነታትን

1. ናይ'ዚ ጨረታ ተሳታፊ ናይ 2018 ዓ.ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፈቓድ ከቕርብ ዝኽእል ክኸውን ኣሎዎ።

2. ተጫረቲ ንጨረታ ዝቐረበ ተረፈ ምህርቲ ፍርያት ካብ ዕለት 05/06/2026 ክሳብ 18/06/2026 ኤፈ ኩሉ ግዜ አብ ስራሕ ሰዓት ንጎሆ ካብ ሰዓት 2:00-6:00 ድሕሪ ሰዓት ድማ ካብ ሰዓት 7:30-10:30 ኣግ ክሪኡ ይኽእሉ፡፡

3. ተጫረቲ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድን፣ንግዲ ምዝገባ ምስክር ወረቐት፣ግብሪ ከፋሊ ምዝገባ ምስክር ወረቐትን ተወሳኺ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ምዃኖም ዝገልፅን ናይ መወዳእታ ወርሒ 2018 ዓ/ም ቫት ዝኸፈለሉ ሰነዳትን ዝምለስ ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምትሕሓዝ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 05/06/2026- 18/06/2026 አፈ ኩሉ ጊዜ ብስራሕ ሰዓት ንጎሆ ካብ ሰዓት 2:00–6:00 ድሕሪ ሰዓት ድማ ካብ ሰዓት 7:30-10:30 ኣግ ኣብ ዘሎ ጊዜ ብር 300.00 ( ብር ሰለስተ ሚእቲ ) ብምኽፋል ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት መቐለ ካብ ኮርፖሬት ሳፕላይ መምርሒ ክረኸቡ ይኽእሉ።

4. ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነዶም ኩሉ ጊዜ ብስራሕ ሰዓት ነዚ ተባሂሉ ኣብ ኮርፖሬት ሳፕላይ መምርሒ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ካብ ዕለት 05/06/2026 ክሳብ 19/06/2026 ዓ.ም. ሰዓት 4:00 ኣ.ግ ከእትዉ ይኽእሉ፡፡

5. ተጫረቲ ናይ ጨረታ መኽበሪ(CPO) ብር 30,000.00(ብር ሰላሳ ሽሕ ጥራሕ) ንበይኑ ብዝተኣሸገ ፖስታ ምስ ጨረታ ከእትው ይግባእ፡፡ ጥረ ገንዘብ ይኹን ብፖስታ ዘይተዓሸገ CPO ተቐባልነት የብሉን፡፡

6. ጨረታ ዕለት 19/06/2026 ሰዓት 4:00 ኣ.ግ ንጉሆ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ኣ.ግ ድሌት ዘሎዎም ተጫረቲ ወይም ወከልቶም ኣብ ዘለውዎ ይኽፈት፡፡

7. ተጫረቲ ኣብ ናይ ካሊእ ተጫራታይ ዋጋ ተደሪኾም ዋጋ ምእታው ከምኡ'ውን ተጫሪቶም ዝሳዓርዎ ንብረት ንኻሊእ ሳልሳይ ወገን ምሕላፍ ኣይካኣልን፡፡ ጨረታ ዶክመንት ማህተምን ፊርማን ናይ ተጫራታይ ክዓርፎ ኣለዎ ። አብ ጨረታ ሳንዱቕ ዝኣተወ ፖስታ ናይ ይመለሰለይ ሕቶ ብምንም መልክዑ ክስተናገድ ኣይከኣልን።

8. ተጫረቲ ዘቕረብዎ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ምዃኑ ክጠቕሱ ይግባእ፡፡ እንተዘይ ተጠቒሱ ግና እቲ ዘቕረብዎ ዋጋ ቫት ከም ዘይሓወሰ ተገይሩ ይሕሰብ

9. ተጫረቲ ንሕድሕድ ተረፈ ምሕርቲ ነፀላ ዋጋን ጠቕላላ ዋጋን ከርእዩ ዝግባእ እንትኾን ናይ ድምርን ስልሒትን ጌጋታት እንተሃሊዩ ተጫራታይ ሓላፊነት ይወስድ፤ትካልና ናይ ተጫራታይ ስልሒት ጌጋታት ናይ ምእራም ሓላፊነት ኣይወስድን፡፡

10. ሰዓሪ ተጫራቲ ጨረታ ምስዓሮም ምስ ተነገሮም ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስሩን ዝሰዓሩዎ ተረፈ ምሕረቲ ብዉዕሊ መሰረት ከልዕሉ ይግባእ፤ እንተዘይኮይኑ ግና ንመኽበሪ ጨረታ ዘትሐዝዎ CPo ንትካል ኣታዊ ኮይኑ ትካል ካሊእ መማረፂ ይወስድ፡

11. ሰዓሪ ተጫራቲ ተረፈ ምህረቲ እንትርከቡ ናይ በዝሒ ኣፈላላይ እንተጋ በቲ ዝተረኽበ በዝሒ መሰረት ኣቕሑ ናይ ምቕባል ግዴታ ኣለዎ ።

12. ሰዓሪ ተጫራቲ ምስዚ ንብረት ምልዓል ዝተትሓሓዙ ኩሉ ዓይነት ወፃኢታት ማለት ናይ ሰብ ሓይሊ፣ ናይ ትራንስፖርት---ወዘተ ኩሉ ባዕሉ ክኸፍል ይግባእ፤ ትካልና ምስዚ ጨረታ ዝተትሓሓዘ ምንም ዓይነት ናይ ሰዓሪ ተጫራቲ ወፃኢታት ኣይሽፍንን።

13. ትካልና እቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ምስ ሰላምታ ቤ/ፅሕፈት

ንዝበለፀ ሓበሬታ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ስልኪ ቁፅርታት ምሕታት ይካአል

Tel: +251986444888

ሰደቃ ዐ: - ንጨረታ ከሽየጥ ዝቐረበ ተረፈ ምህርቲ

ተ.ቁመፀውዒ ኣቅሓ/ Descriptionለክዒ (UOM)ግምትዊ መጠን (Qty)ናይ ሓደ ዋጋ (Unit Price) ጠቅላላ ዋጋ ብብር (Total Price)መብርሂ
1ዘገልገለ ጎማ 2.00R20ቑፅሪ54
2ዘገልገለ ጎማ 7.5x16ቑፅሪ11
3ዘገልገለ ጎማ 8.25x16ቑፅሪ2
4ዘገልገለ ጎማ 205/5586ቑፅሪ8
5ዘገልገለ ጎማ 95R)5Cቑፅሪ15
6ዘገልገለ ጎማ 75/65R14ቑፅሪ48
7ዘገልገለ ጎማ 75/7oR14ቑፅሪ

3

8ዘገልገለ ጎማ 205R6Cቑፅሪ2
9ዘገልገለ ጎማ 85/65R14ቑፅሪ2
10ዘገልገለ ጎማ 85/60R15ቑፅሪ2
11ዘገልገለ ጎማ 185/60R6ቑፅሪ4
12ዘገልገለ ጎማ P235/65R7ቑፅሪ1
13ዘገልገለ ጎማ 265/70R16ቑፅሪ4
14ዘገልገለ ጎማ P205/8oR16ቑፅሪ1
15ዘገልገለ ጎማ 825R6LTቑፅሪ1
16ዘገልገለ ጎማ 205/55R6ቑፅሪ14
17ዘገልገለ ባትሪ No.55ቑፅሪ41
18ዘገልገለ ባትሪ No.60ቑፅሪ8
19ዘገልገለ ባትሪ No.70ቑፅሪ24
20ዘገልገለ ባትሪ No.120ቑፅሪ4
21ዘገልገለ ባትሪ No.100ቑፅሪ2
22ዘገልገለ ፊዩል ፊልተር(Fuel Filter)ቑፅሪ132
23ዘገልገለ ኣየር ከሊነር(Air Cleaner)ቑፅሪ03
24ኦይል ፊልተር(Oil Fillter)ቑፅሪ157
25ዘገልገለ ካላማደሪያቑፅሪ14
26ዘገልገለ ፍላፕቑፅሪ8
27ዘገልገለ ባምፐር (ናይ ድሕሪትን ቅድሚትን ናይ ኣናእሽተይ መኪናጅምላዝተፈላለያ መካይን
28ዘገልገለ በርሚልቑፅሪ

11

29ዘገልገለ ዝተቃፀለ ዘይቲሊትር2000ግምታዊ