ፕሮፎርማ ቑፅሪ 14 /2018
ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ዝርዝር ተደላይ -ዝተፈላላየ ናይ ገዛ ኣቑሑትን ከበርታ በዓል 4.5 ኪ/ግራይ፣ኣንሶላ፣ፍርናሽ በዓል 180 ናይ ዓራት ክዳን (ምንፃፍ)ኮንፊርትን ነጋዶ ዝመልእዎ መወዳደረ ነፀላ ዋጋን ዘርኢ ሰደቓ ነዚ ቅጥዒ ዝመለአ ነጋዳይ
ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላላየ ናይ ገዛ ኣቑሑትን ከበርታ በዓል 4.5 ኪ/ግራይ፣ኣንሶላ፣ፍርናሽ በዓል 180 ፣ናይ ዓራት ክዳን (ምንፃፍ)ኮንፊርትን ግልጋሎት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ክትሳተፉ/ፋ ትኽእሉ/ላ ምኻንኩም ንገልፅ፡፡
➢ በቲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘቅርብ ፣
➢ ናይ ግብሪ ከፈላይ ቁፅሪ/IIN/ ዘለዎ ምኻኑ መረዳእታ ዘቕርብ ፣
➢ ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት መረዳእታ ከቕርብ ዝክእል፡
➢ ምልክታ ፕሮፎርማ ካብ ዝተለጠፈሉ እዋን ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ናብ ቢሮ ፍትሒ ብምቅራብ ንግዲ ፍቓድኹም፣ ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅርኹምን ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐትኩምን ናይ መንነት መታውቕያ ኮፒ ብሙሉእ ክትገብሩዎ ነመልክት ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኹምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኳንኩም እናገለፅና መወዳደሪኹም ሽምን ፊርማን፣ ሓዚ ትርከበሉ ኣድራሻን ናይ ትኻልኹም ማህተምን ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 21/08/2018 ዓ/ም ክሳብ 26/08/2018 ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ድ/ሰዓት ክተቕርቡ/ክትወዳደሩ ትኽእሉ። እቲ ፕሮፈርማ ዕለት 25/08/2018 ዓ/ም 8፡30 ድ/ሰዓት ኣብ ቢሮ ፍትሒ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋ/ንብረምምሕዳር ቢሮቑፅሪ 317ይኽፈት፡፡
➢ ቢሮና ኣብ ዘዳለዎ ናይ ዋጋ መምልኢ ቅጥዒ ክምላእ ይግባእ፡፡
➢ እዚ ሰነድ ጨረታ ፕሮፈርማ እዙይ ኣብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ቢሮ ፍትሒ ክ/ትግራይ ከም ሕጋዊ ውዕሊ ኮይኑ ከም ዘገልግል ክትፈልጡ ይግባእ፡፡
➢ ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ጨረታ ፕሮፎርማ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
➢ ሰዓራይ ምካኑ ምስተገለፀሉ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ቅርቡ ውዕሊ ክኣስር ዝኽእል
➢ ኣብ ናይ መንግስቲ ዕደጋ ከይወዳደር ብቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ ዝተኣገደ እግዱ ከይተልዓለሉ ክወዳደር ኣይኽእልን።
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344408714/09 14 76 88 50/09 14 01 55 36 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል
ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ናይ ጨርቓ ጨርቕ ዝርዝር ተደላይ ነጋዶ ዝመልእዎ መወዳደረ ነፀላ ዋጋን ዘርኢ ሰደቓ
| ተ. | ዓይነት ንብረት | እስፐስፊኬሽን | መለክ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቕላላ ዋጋ | |||
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | ብር | ሳ | ||||||
| 1 | ኮበርታ በዓል 4.5 ኪ/ግራም | 1” ደረጃ | ቁፅሪ | 01 | |||||
| 2 | ቅያር ኣንሶላ ናይ ወፃኢ ዓዲ | በዓል 180 ዓራት 1ይ ደረጃ | ዕምዲ | 01 | |||||
| 3 | በዓል 180 ፍርናሽ ስፕሪንግ 1 ደረጃ | ርጉዲ 24-180*190 c | ቁፅሪ | 01 | |||||
| 4 | በዓል 180 ፍርናሽ ስፕሪንግ ዘይኾነ 1 ደረጃ | ርጉዲ 24-180*190 cm | ቁፅሪ | 01 | |||||
| 5 | ናይ ዓራት ክዳን ምንፃፍ ኮንፊርት | 1 ደረጃ | ናይ 180 ዓራት | ቁፅሪ | 01 | ||||
| 6 | መተርአስ | 1' ደረጃ | ቁፅሪ | 01 | |||||
| 7 | ፍርናሽ በዓል 150 1 ደረጃ | 24 ርጉዲ በዓል 150 | ቁፅሪ | 01 | |||||
ሽም- ፌርማ፡-
ዕለት-
ስልኪ ቑፅሪ
ምስ ሰላምታ
ፈፃሚ ኣካል ዕደጋ
ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን