⚡ AI ቅልጡፍ ፅማቕ
* ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድ፣ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐትን ናይ TIN ቁፅሪ ኮፒን ከቕርቡ ዝኽእሉ ሕጋዊ ነጋዶ ክኾኑ ይግባእ።
* እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 12/08/2018 ዓ/ም እስካብ 14/08/2018 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ኣብ ናይቲ ቢሮ ጨረታ ሳንዱቕ ኣታዊ ኮይኑ፡ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ይኽፈት።
* ኣሸናፊ ዝኾነ ትካል እቲ ዝተደለየ ንብረት ኣብ ውሽጢ 4 መዓልቲ ኣታዊ ክገብር ዘለዎ ኮይኑ፣ እቲ ቢሮ ነቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መብቱ ዝተሓለወ እዩ።
ምልክታ ፕሮፎርማ
ቢሮ ማሕበራዊ ጉዳይን እግሪ ምትካልን ክልል ትግራይ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ በቲ መስመር ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም፦
| ተ.ቁ | ዝርዝር ንብረት | ፓርቲ ናምበር | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ | ||
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳን | ብር | ሳን | ||||||
| 1 | ኮምፒተር ወረቐት A4 80A | 1ይ ደረጃ | ብደስጣ | 40 | |||||
| 2 | ፕሪንተር ቀለም | 1ይ ደረጃ 80A | ቁፅሪ | 14 | |||||
| 3 | ፕሪንተር ቀለም | 26A | ቁፅሪ | 2 | |||||
| 4 | ፕሪንተር ቀለም | 59A | ቁፅሪ | 4 | |||||
| 5 | እስክርቢቶ ቀይሕ | 1ይ ደረጃ | ፓኬት | 1 | |||||
| 6 | እስክርቢቶ ሰማያዊ | 1ይ ደረጃ | ፓኬት | 1 | |||||
መተሓሳሰቢ
➢ ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት IIN No ኮፒ ከቅርቡ። እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ካብ ዕለት 12/08/2018 ዓ/ም እስካብ ዕለት 14/08/2018 ዓ/ም ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቕ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ እቲ ቢሮ ኣታዊ ምስ ኾነ በቲ መወዳእታ ዝተጠቀሰ ዕለት 14/08/2018 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ሰዓት 4:00 ድማ ይኽፈት።
➢ እዚ ፕረፎርማ እዙይ ከም ዉዕሊ ኾይኑ የገልግልን የገድድን እዩ።
➢ እቲ ንብረት/ኣቅሓ/ በቲ ዝተጠቐሰ ዝርዝር መሰረት ምቅራብ ናይ ሕድሕድ ዋጋ ክምላእ ኣለዎ።
➢ እቲ ንብረት/ኣቅሓ/ በቲ ዝተጠቀሰ ዝርዝር እስፐሲፊንክሽን መሰረት ኾይኑ ኣብ ዉሽጢ 4' መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል።
➢ ኣድራሻና ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ፊት ንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ኮምፕሌክስ ናይ ሓባር ህንፃ ፣ ህንፃ 1/Block 1/ ኣብ 1ይ ደብሪ እዩ።
➢ ኣብዚ ፕሮፎርማ ከይዲ ስራሕና ነቲ ፕሮፎርማ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል ሕሉዉ'ዩ።
➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-44-41-76-37 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል እዩ።