የትግራይ ክልል ሰራሕተኛና ማሕበራዊ ጉዳይ ቢሮ

ምልክታ ፕሮፎርማ

ቢሮ ማሕበራዊ ጉዳይን እግሪ ምትካልን ክልል ትግራይ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ በቲ መስመር ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም፦

ተ.ቁዝርዝር ንብረትፓርቲ ናምበርመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
ብርሳንብርሳን
1ኮምፒተር ወረቐት A4 80A1ይ ደረጃብደስጣ40
2ፕሪንተር ቀለም1ይ ደረጃ 80Aቁፅሪ14
3ፕሪንተር ቀለም26Aቁፅሪ2
4ፕሪንተር ቀለም59Aቁፅሪ4
5እስክርቢቶ ቀይሕ1ይ ደረጃፓኬት1
6እስክርቢቶ ሰማያዊ1ይ ደረጃፓኬት1

መተሓሳሰቢ

➢ ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት IIN No ኮፒ ከቅርቡ። እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ካብ ዕለት 12/08/2018 ዓ/ም እስካብ ዕለት 14/08/2018 ዓ/ም ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቕ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ እቲ ቢሮ ኣታዊ ምስ ኾነ በቲ መወዳእታ ዝተጠቀሰ ዕለት 14/08/2018 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ሰዓት 4:00 ድማ ይኽፈት።

➢ እዚ ፕረፎርማ እዙይ ከም ዉዕሊ ኾይኑ የገልግልን የገድድን እዩ።

➢ እቲ ንብረት/ኣቅሓ/ በቲ ዝተጠቐሰ ዝርዝር መሰረት ምቅራብ ናይ ሕድሕድ ዋጋ ክምላእ ኣለዎ።

➢ እቲ ንብረት/ኣቅሓ/ በቲ ዝተጠቀሰ ዝርዝር እስፐሲፊንክሽን መሰረት ኾይኑ ኣብ ዉሽጢ 4' መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል።

➢ ኣድራሻና ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ፊት ንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ኮምፕሌክስ ናይ ሓባር ህንፃ ፣ ህንፃ 1/Block 1/ ኣብ 1ይ ደብሪ እዩ።

➢ ኣብዚ ፕሮፎርማ ከይዲ ስራሕና ነቲ ፕሮፎርማ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል ሕሉዉ'ዩ።

➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-44-41-76-37 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል እዩ።