Closed
ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ (FSRP) ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ሕድ ሕድ ምድብ /Lot ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኣቑሑት ክዕድግ ከፀግንን ይደሊ " በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ረቛሒታት ብምምላእ ተዳሓሒዙ ዝቐረበ ዝርዝር መሰረት ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ቢሮ ቑፅሪ 09 ጨረታ ሰነድ ብምዕዳግ ትጫረቱ ከምትኸእሉ ነፍልጥ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 8, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 8, 2016 4:01 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋንምድብ /Lot 1, 40,000 (ኣርብዓ ሽሕ) ን ምድብ / Lot 2 ን 3 ብር 20.000 (ዕስራ ሽሕ)
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ