Closed
ማሕበር ጉድኣት ኲናት ትግራይ ክልተ ናይ ስራሕ ዘርፍታት ዘለዉዎ ትካላት ህልዊ ኩነታቶም ብምድህሳስ ዝሐሽ መትረፍቲ ዝገብር ዳግመዉደባን ናይ 5ተ ዓመት ስትራቴጂክ ትልሚን ብምፅናዕ ኩለመዳያዊ ለዉጢ ዘምፅእ ፅንዓት (Transformational reform) ብናይ ደገ ብቕዓት ዘለዎም ኣማኸርቲ ትካላት ኣዋዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 16, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 17, 2017 11:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ50,000
ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00
ዝወፀሉ መዓልቲ