ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ /ማረት/ እዞም ዝስዕቡ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቁሑት (Construaction Materials) ብጨረታ አወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 23, 2018 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 24, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጩራ አቡጊዳ ኪነጥበባዊ ማሕበር ምስ መዳርግቲ ኣካላቱ ኮይኑ ዘተግብሮ ዘሎ “ማሕበራዊ ተነፅሎ ብምስባር፣ ስቕታ ንምስባር ፍትሕን ክብርን ንግዳያት ኲናት ዝወለዶ ፃታዊ ዓመፅ Breaking Stigma, Breaking Silence: Justice and Dignity for CRSV Survivors” ዝብል ፕሮጀክት ካብ ኣውሮፓ ህብረት EU ዝተረኸበ ፈንድ ብ-ACDD ን ICTJ ዝትግበር፤ ወፍሪ ማሕበራዊ ሚዲያ Campaign ንምክያድ ኣብዚ ዘርፊ ሞያዊ ብቅዓትን ፍቃድን ዘለዎም ናይ ራድዮ ሚዲያ ፕሮዳክሽን መሰራጨዊን ትካላት ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 6, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንኣይገልፅን
ቦታመቐለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ኣብ ወረዳ ቆላ ተንቤንን ናዕዴርን ናይ ዝርከቡ መንገድታት ናይ መንገዲ ዲዛይን (Detail Engineering Design Tender Document Preparation and Contract Administration) ውዕሊ ኣሲሩ ኣብ ምስራሕ ስለዝርከብ ነቶም ልዕል ኢሎም ዝተገለፁ ፕሮጀክትታት ኣብ ኣማኽርቲ መፅናዕቲ ገምጋም ፅልዋ ከባብያውን ማሕበራውን ካብ ዝሰርሑ ፍቓድ ዘለዎም መማኸርቲ ትካላት በቲ ዝቐረበ ዝርዝር ስራሕ መሰረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደለየ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 7, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 7, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.99 (0.01)162.60 (0.01)
180.26 (0.33)182.06 (0.33)
24 (0)24.26 (0.01)
9.66 (0.02)9.75 (0.02)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ መስከረም 29, 2019
s