ተዓፅዩ
ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ትግራይ አብ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ኢንዱስትሪ ዞንን ክላስተር ማእኸልን ከተማ ዓዲግራት ቀበሌ 01 ፍሉይ ሽሙ ኢንዱስትሪ ዞን አብ ዝበሃል ቦታ ዝርከብ ርሑስ ደዉ ዝበለ፣ ደረቕ ዝተቆሪፀ ፣ ርሑስ ዝወደቀ ቀላሚንጦስን ሓፂን በሪ ማዕዖን - ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥን ከወግድን የደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 18, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 18, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5.00
ዝወፀሉ መዓልቲ