Closed
ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ትግራይ አብ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ኢንዱስትሪ ዞንን ክላስተር ማእኸልን ከተማ ዓዲግራት ቀበሌ 01 ፍሉይ ሽሙ ኢንዱስትሪ ዞን አብ ዝበሃል ቦታ ዝርከብ ርሑስ ደዉ ዝበለ፣ ደረቕ ዝተቆሪፀ ፣ ርሑስ ዝወደቀ ቀላሚንጦስን ሓፂን በሪ ማዕዖን - ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥን ከወግድን የደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 18, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 18, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5.00
ዝወፀሉ መዓልቲ