ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ንኣጎልግሎት ወረዳ ቃፍታ ሑሞራ ዝዉዕሉ ክልተ እግረን ሞተር ሳይክል፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕደግ ይደሊ
  • Posted Date: ሓሙስ ሕዳር 25, 2012 (over 4 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ታሕሳስ 9, 2012 03:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:3000.00
  • location: ቃፍታ ሑመራ
  • Bid Document Price:0.00
  • Bid Opening Date: ሓሙስ ታሕሳስ 9, 2012 03:30 Morning
  • Motorcycles Purchase/
  • Print
  • Pdf

1 ናይዚ ዘበን ዝተሓደሰ ፈቃድ ንግዲ ዋና ምስ ቅዳሕ ከቅርቡ ዝክእሉ

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዘለዎምን

3 ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2012ዓ/ም ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

4 ዝተሓደሰ ወረቀት ምሰከር መቅረባይነት ከቅርቡ ዝክአሉ

5 ተመዝገብቲ ተወሳኪ አሴት ታክሰ ዝኮኑን መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

6 መኸበሪ ጨረታ 3000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

7 ሰነድ ጨረታ ካብቲ ቤት ፅሕፈት ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረት ቢሮ ቁፅሪ 1 ብነፃ  ምዉሳድ ይከኣል

8 ምልክታ ጨረታ 25/03/2012 ክሳብ 09/04/2012 ዝፀንሕ ይከዉን እቲ ጨረታ 10/04/2012 ሰዓት 3፡00 በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ይክፈት

9 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ ናየ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 48 01 83 ብምድዋልን ብኣካል ቀሪብኩም ምሕታት ትክእሉ

Backs
Tender Category