ናይ ጨረታ ዓይነት
90 ኩ /ል ልፅዕን መከና ( FSR)
50 ኩ/ል ክፅዕን ዝክእል መኪና (ISUZU)
ተ ቁ | ክፅዕነሉ ዝተዳለወ ቦታ | መዐቀኒ | ንሓደ ኩ/ል ዋጋ ( FSR) | ንሓደ ኩ/ል ዋጋ (ISUZU) | መብርሂ |
1 | ካብ ዋና ፋብሪካ ናብ ዉቅሮ አዲሰ አበባ | ኩ/ል | | | |
2 | ካብ ኣዲሰ አበባ ናብ ዋና ፋብሪካ ዉቅሮ | ኩ/ል | | | |
ተጫረቲ ካማልእዎ ዝግባእ ረቀሒ
- ኣብ ሰሙን ክልተ FSR ን ሓደ ISUZUን ከቅርብ ዝክእል ን FSR ን ISUZU ብተናፀል ምዉድዳር ፍቁድ እዩ
- ናይ ዋንነቱ መረጋገፂ ኦርጅናል ዝምለስ ምስ ዘይምለስ ሓደ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል
- ዋስትና/ insurance/ ኦርጅናል ዝምለስ ምስ ዘይምለስ ሓደ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል
- ነዚ ናይ ጨረታ ሰነድ ምስ አድለይቲ ካልኦት ሰነዳት ብዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርብ ይግባእ
- ነዚናይ ጨረታ መክበሪ ብር 5000 ን FSR ብር 3000 ን ISUZU ድሕሪ ጨረታ ዝምለስ ብጥረ ገንዘብ ቼክ ወይ ሲፒኦ ጨረታ ኣብ ዝክፈተሉ እዋን ከትሕዝ ዝክእል
- ናይ ጨረታ ሰነድ ዝቀርበሉ ግዜ ካብ ዕለት 17/ 03/ 2008 ዓም ክሳብ 28/ 03 /2008 ዓም ሰዓት 3 ፡00 ቦታ ዋና ፋብሪካ ዉቅሮ
- ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ዕለት 28/ 03/ 2008 ዓም ቦታ ዋና ፋብሪካ ዉቅሮ ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡ 00 ናይ ንጉሆ ይክፈት ተጫረቲ ወይ ሐጋዊ ወከልቶም ብኣካል ተዘይተረኪቦም እዉን ዘቅርብዎ ሰነድ ከፊልትካ ምዉድዳር ይከአል እዩ
- እቲ ትካል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ወይ ድማ በቲ ዝቀረበ ጨረታ እንተዘይተስማሚዑ ነቲ ጨረታ ንምቅፃል ኣይግደድን
Backs