ሸባ ሌዘር ኢነዱስትሪ ኃ. ዝተ .ዉ ማሕበር ኣብ 2008 ዓም ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ኣቁሑ ፅዕነት አገልግሎት ንምርካብ ብጨረታ አወዳዲሩ ንሓደ ዓመት ዉዕል ክኣስር ይደሊ

ናይ ጨረታ ዓይነት

90 ኩ /ል ልፅዕን መከና  ( FSR)

50  ኩ/ል ክፅዕን ዝክእል መኪና  (ISUZU)

ተ ቁ

ክፅዕነሉ ዝተዳለወ ቦታ

መዐቀኒ

ንሓደ ኩ/ል ዋጋ ( FSR)

 

ንሓደ ኩ/ል  ዋጋ (ISUZU)

 

መብርሂ

1

ካብ ዋና ፋብሪካ ናብ ዉቅሮ  አዲሰ አበባ

ኩ/ል

 

 

 

2

ካብ ኣዲሰ አበባ ናብ ዋና ፋብሪካ ዉቅሮ

ኩ/ል

 

 

 

 

ተጫረቲ ካማልእዎ ዝግባእ ረቀሒ

  1. ኣብ ሰሙን ክልተ FSR ን ሓደ ISUZUን ከቅርብ ዝክእል ን FSR ን ISUZU ብተናፀል ምዉድዳር ፍቁድ እዩ
  2. ናይ ዋንነቱ መረጋገፂ  ኦርጅናል ዝምለስ ምስ ዘይምለስ ሓደ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል
  3. ዋስትና/ insurance/  ኦርጅናል ዝምለስ ምስ ዘይምለስ ሓደ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል
  4. ነዚ ናይ ጨረታ ሰነድ ምስ አድለይቲ ካልኦት ሰነዳት ብዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርብ ይግባእ
  5. ነዚናይ ጨረታ መክበሪ  ብር 5000 ን FSR ብር 3000 ን ISUZU ድሕሪ ጨረታ ዝምለስ ብጥረ ገንዘብ  ቼክ ወይ ሲፒኦ ጨረታ ኣብ ዝክፈተሉ እዋን ከትሕዝ ዝክእል
  6. ናይ ጨረታ ሰነድ ዝቀርበሉ ግዜ ካብ ዕለት 17/ 03/ 2008 ዓም ክሳብ  28/ 03 /2008 ዓም ሰዓት 3 ፡00 ቦታ ዋና ፋብሪካ ዉቅሮ
  7. ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ዕለት 28/ 03/ 2008 ዓም ቦታ ዋና ፋብሪካ ዉቅሮ ሰዓት  3፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡ 00 ናይ ንጉሆ ይክፈት ተጫረቲ ወይ ሐጋዊ ወከልቶም  ብኣካል ተዘይተረኪቦም እዉን ዘቅርብዎ ሰነድ  ከፊልትካ ምዉድዳር ይከአል እዩ
  8. እቲ ትካል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ወይ ድማ በቲ ዝቀረበ  ጨረታ እንተዘይተስማሚዑ ነቲ ጨረታ ንምቅፃል ኣይግደድን
ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (510)
            • ህንፃ መሳርሒ (7193)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s