ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ /ማረት / ናይ እክሊ መዴደሪ ጣዉላ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ንምስራሕ ይደሊ
  • Posted Date: ረቡዕ ሕዳር 10, 2012 (over 4 years ago)
  • Closing Date: ሰሉስ ሕዳር 23, 2012 05:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:100.00
  • Bid Opening Date: ሰሉስ ሕዳር 23, 2012 09:00 Afternoon
  • Wood and Wood Work/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ሰነድ ጨረታ 100 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ክወስዱ ይክእሉ 

2 ንግዲ ፍቃድ ዝተመዝገብሉ ናይ ቫት ሰርቲፊኬት ፣ ቲን ቁፅሪ ዝተመዝገብኩም

3 ተጫረቲ ካብ ዘቕረበዎ ጠቕላላ ዋጋ 2 ሚኢታዊ ዉሕስና መኸበሪ ብስፒኦ ዘትሕዙ

4 ጨረታ ዕለት 23/03/2012ዓ/ም ሰዓት 5፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡00 ይክፈት

5 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

Backs
Tender Category