https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9380
ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ /ማረት / ናይ እክሊ መዴደሪ ጣዉላ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ንምስራሕ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 10, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 23, 2012 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሕዳር 23, 2012 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/

1 ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ሰነድ ጨረታ 100 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ክወስዱ ይክእሉ 

2 ንግዲ ፍቃድ ዝተመዝገብሉ ናይ ቫት ሰርቲፊኬት ፣ ቲን ቁፅሪ ዝተመዝገብኩም

3 ተጫረቲ ካብ ዘቕረበዎ ጠቕላላ ዋጋ 2 ሚኢታዊ ዉሕስና መኸበሪ ብስፒኦ ዘትሕዙ

4 ጨረታ ዕለት 23/03/2012ዓ/ም ሰዓት 5፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡00 ይክፈት

5 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ