ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ዝርከብ ዳይሬክቶራት ህንፃ ዲዛይን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ከተማ ዓዲ ዳዕሮ ናይ ዓዲ ዳዕሮ መባእታዊ ሆስፒታል ዝተቓረፀ መመልኢ ህንፃ ስራሕቲ ደረጃ BC6 GC7 ልዕሊኡን ዝኮኑ ተካናተርቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
  • Posted Date: ሰሉስ ሕዳር 9, 2012 (over 4 years ago)
  • Closing Date: ረቡዕ ታሕሳስ 8, 2012 03:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:300.00
  • Bid Opening Date: ረቡዕ ታሕሳስ 8, 2012 03:30 Morning
  • House & Building Construction/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2011ዓ/ም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ፣መቅረባይነት ሰርተፊኬት ፣ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋበይነት ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ናይ ቫት ዲክሊሬሽን ፣ ቲን ቁፅሪ ፣

2 ናይ 2012ዓ/ም ናይ ስራሕ ተካናታሪ ዝኮነ ምዝጋበ ካርዲ ዘለዎም

3 ተጫረቲ እዚ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 08/04/2012ዓ/ም ዘይምለስ 300 ብር ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይካኣል

4 እቲ ጨረታ ኩሎም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ 08/04/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3፡00 ናይ ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ይክፈት

5 እቲ ዳይሬክተሬት ዝሓሸ መመረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ አዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 87 75

Backs
Tender Category