ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዓዝያን ከተማ ማይጨዉ ዋንነቱ ናይ ጉዳይ መናእሰይ ስፖርት ናይ መሐመሲ ጋልባ ንምስራሕ ደረጃ 8ተ ኣናእሽተይ ንግዲ ትካላት ጀነራል ኮንትራክተር ወይ ድማ መንገዲ ኮንትራክተር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
  • Posted Date: ቀዳም ሕዳር 6, 2012 (over 4 years ago)
  • Closing Date: ሰሉስ ሕዳር 16, 2012 03:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:10000.00
  • location: ማይጨዉ
  • Bid Document Price:150.00
  • Bid Opening Date: ሰሉስ ሕዳር 16, 2012 03:30 Morning
  • House & Building Construction/
  • Print
  • Pdf

1 ዋናን ቅዳሕን መረዳእታ ናይ ደኣንት ትካል

2 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ፣ መቅረባይነት ፣ ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ሒሳብ ዘወራረድኩምሉ መረዳእታ

3 ሰዓራይ ኣብ ዉሽጢ 1ዓመትን 5 ወርሕን  ምሉእ ብሙሉእ ወዲኡ ዘረክብ

4 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 150 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይክእሉ

5 መኸበሪ ጨረታ ብስፒኦ 10000.00 ብስም ቤት ፅሕፈትና ዘቅርብ

6 ሰነድ ጨረታ ክሳብ  25/03/2012ዓ/ም ሰዓት ምእታዉ ይካኣል

7 እቲ ጨረታ 26/03/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ይክፈት

8 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ  03 47 77 00 61

Backs
Tender Category