7 ላፕቶፕ ኮምፒተር
7 ዴስክ ቶፕ ኮምፒተር
7 ፕሪንተር
ብጨረታ ትገዝእ ትደሊ በዚ መሰረት ኣብዚ ዉድድር ክትሳተፉ እትደሊዩ ተወዳደርቲ
- ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሱ::
- ናይ ግብሪ ከፋልነት መፍለይ ቑፅሪ (TIN NO) መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ::
- ናይ ቫት ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ::
- ናይ መቕረባይነት ምዝገባ መረዳአታ ከቕርቡ ዝኽእል::
- ናይ ጨረታ መኽበሪ ቢድቦንድ 5000 /ሓሙሽተ ሽሕ ብር/ ብቤት ፅሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይ ሽም ብ CPO ከትሕዙ ዝኽእሉ::
- ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ንሕድሕድ 50.00 (ሓምሳ ብር) ብምኽፋል ካብ ማ.ል.ት ቤ/ፅሕፈት ቑፅሪ 400 ክወስዱይኽእሉ::
- ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ን ቢድቦንድን ማሕተም ገይሮም ብኢንቨሎፕ ብምእሻግ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ 14 ሕዳር 2008 ዓ/ም ክሳብ ሕዳር 29 ሕዳር 2008 ዓ/ም ስዓት 8:30 ኣብ ቤት ፅሕፈትና ቑፅሪ 400 ዝርከብ ናይ ጨረታ ሳፁን ኣታዊ ክገብር ይግባእ::
- ናይቲ ኣቅሓ ዝርዝር ድሌት መግለፂ ቤት ፅሕፈትና ካብ ዘቅርቦ ናይ ዋጋ መቅረቢ ቅጥዒ ወፃኢ ዋጋ መሊኡ ዘቅርብ ተቐባልነት ይብሉን
- እቲ ጨረታ ሕዳር 29 /2008 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ሰዓት 9:00 ቐትሪ ኣብ ቢሮ ቑፅሪ 415 ኩሎም ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብዝተረኸብሉ ይኽፈት ::
- ሰዓራይ ምስዓሩ ምስተገለፀሉ ኣብ ዉሽጢ 7 መዓልቲ ከአቱ ዝኽእል:;
- ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
- ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344 40 99 23 ምድዋልይከአልእዩ:;
Backs