https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/922
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ማለት
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 15, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 29, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሕዳር 29, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/

7 ላፕቶፕ ኮምፒተር

7 ዴስክ ቶፕ ኮምፒተር

7 ፕሪንተር

 ብጨረታ ትገዝእ ትደሊ በዚ መሰረት ኣብዚ ዉድድር ክትሳተፉ እትደሊዩ ተወዳደርቲ

  1. ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሱ::
  2. ናይ ግብሪ ከፋልነት መፍለይ ቑፅሪ (TIN NO) መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ::
  3. ናይ ቫት ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ::
  4. ናይ መቕረባይነት ምዝገባ መረዳአታ ከቕርቡ ዝኽእል::
  5. ናይ ጨረታ መኽበሪ ቢድቦንድ  5000 /ሓሙሽተ ሽሕ ብር/  ብቤት ፅሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይ ሽም ብ CPO ከትሕዙ ዝኽእሉ::
  6. ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ንሕድሕድ 50.00 (ሓምሳ ብር) ብምኽፋል ካብ ማ.ል.ት ቤ/ፅሕፈት ቑፅሪ 400  ክወስዱይኽእሉ::
  7. ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ን ቢድቦንድን ማሕተም ገይሮም ብኢንቨሎፕ ብምእሻግ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ 14 ሕዳር 2008 ዓ/ም ክሳብ ሕዳር 29 ሕዳር 2008 ዓ/ም ስዓት 8:30  ኣብ ቤት ፅሕፈትና ቑፅሪ 400 ዝርከብ ናይ ጨረታ ሳፁን ኣታዊ ክገብር ይግባእ::
  8. ናይቲ ኣቅሓ ዝርዝር ድሌት መግለፂ ቤት ፅሕፈትና ካብ ዘቅርቦ ናይ ዋጋ መቅረቢ ቅጥዒ ወፃኢ ዋጋ መሊኡ ዘቅርብ ተቐባልነት ይብሉን
  9. እቲ ጨረታ ሕዳር 29 /2008 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ሰዓት 9:00 ቐትሪ ኣብ ቢሮ ቑፅሪ  415  ኩሎም ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብዝተረኸብሉ ይኽፈት ::
  10.  ሰዓራይ ምስዓሩ ምስተገለፀሉ ኣብ ዉሽጢ 7 መዓልቲ ከአቱ ዝኽእል:;
  11. ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
  12. ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ  0344 40 99 23  ምድዋልይከአልእዩ:;