1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ናይዚ ዘመን ከተቅርቡ ኣለኩም
2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ዝተመዝገብኩም ቲን ሰርቴፊኬት ከተቅርቡ ኣለኩም
3 ቫት ዝተመዝገብኩምሉ ሰርትፊኬትን ናይ ወርሒ ነሓሰ 2011ዓ/ም ዲክለር ዝገበርኩምሉ መረዳእታ
4 ናይ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ዝተመዝገብኩም ናይዚ ዘመን ዝተሓደሰን
5 ጨረታ ሰዓርቲ ሰዓራይ ምኻንኩም ካብ ዝተገለፀልኩም ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ብምእሳር ዝሰዓርኩምዎ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 15ተ ተከታታሊ መዓልቲ ኣብ ዘይበልፅ ንብረት ብመጠንን ብፅሬትን ኣታዊ ክትገብሩን ናይ ዘሸነፍኩምዎ ንብረት መፅዓንን ብናይ ባዕሉኩም ወፃኢ
6 መወዳደሪ ዶክሜንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ብክልተ ኢንቮሎፕ ኦርጅናልን ኮፒን ብምቅራብ ብግልፀ ዝረአ ክክዎን ኣለዎ
7 ተጫረቲ ዘይምለስ 100 ቅርሺ እናከፈልኩም ካብ ዕለት 28/01/2012ዓ/ም ክሳብ 13/02/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ናይ ንጉሆ ብዝተዓሸገ ኢንቮሎፕ ናብ ዝተደለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ምእታዉ ትክእሉ
8 ናይ መኸበሪ ጨረታ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ 5000 ብር ናይ ፀሬት ኣቅሑ 2000 ናይ መኪና እስፔር 3000 ብር ብሲፒኦ ከተትሕዙ እትክእሉ
9 እቲ ጨረታ ዕለት ዕለት 13/02/2015ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ናይ ንጉሆ ተዓሺጉ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ንጉሆ ኣብ ኤጄንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ይክፈት
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 41 50 92 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል
Backs