https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8836
ኤጄንሲ ምርግጋፅ ሙያ ክልል ትግራይ ንኤጄንሲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ደቀቅትን ኣናእሽተይን ፣ ናይ ፅሬት ኣቅሑት ፣ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 30, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 13, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥቅምቲ 13, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ናይዚ ዘመን ከተቅርቡ ኣለኩም

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ዝተመዝገብኩም ቲን ሰርቴፊኬት ከተቅርቡ ኣለኩም

3 ቫት ዝተመዝገብኩምሉ ሰርትፊኬትን ናይ ወርሒ ነሓሰ 2011ዓ/ም ዲክለር ዝገበርኩምሉ መረዳእታ

4 ናይ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ዝተመዝገብኩም  ናይዚ ዘመን ዝተሓደሰን

5 ጨረታ ሰዓርቲ ሰዓራይ ምኻንኩም ካብ ዝተገለፀልኩም ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ብምእሳር ዝሰዓርኩምዎ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 15ተ ተከታታሊ መዓልቲ ኣብ ዘይበልፅ ንብረት ብመጠንን ብፅሬትን ኣታዊ ክትገብሩን ናይ ዘሸነፍኩምዎ ንብረት መፅዓንን ብናይ ባዕሉኩም ወፃኢ

6 መወዳደሪ ዶክሜንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ብክልተ ኢንቮሎፕ ኦርጅናልን ኮፒን ብምቅራብ ብግልፀ ዝረአ ክክዎን ኣለዎ

7 ተጫረቲ ዘይምለስ 100 ቅርሺ እናከፈልኩም ካብ ዕለት 28/01/2012ዓ/ም ክሳብ 13/02/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ናይ ንጉሆ ብዝተዓሸገ ኢንቮሎፕ ናብ ዝተደለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ምእታዉ ትክእሉ

8  ናይ መኸበሪ ጨረታ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ 5000 ብር ናይ ፀሬት ኣቅሑ 2000 ናይ መኪና እስፔር 3000 ብር ብሲፒኦ ከተትሕዙ እትክእሉ

9 እቲ ጨረታ ዕለት ዕለት 13/02/2015ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ናይ ንጉሆ ተዓሺጉ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ንጉሆ ኣብ ኤጄንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 41 50 92 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል