ቤት ፅሕፈትና ሸራሮ ዕደጋ ማእከል ኣክስዩን ማሕበር ኣብ ከተማ ሸራሮ ናይ ዕደጋ ማእከል ንምስራሕ እኩል በጀት ካብቲ ማሕበር ብምምዳብ ናይ ጉልበት ማሽነሪን ጠቅላላ ከጫርት ይደልይ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 20, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 10, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15000.00
  • ቦታ: ሽራሮ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥቅምቲ 10, 2012 09:00 ደ/ሰዓት
  • ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ኣብዚ ስራሕ ክሳተፉ ዝደልዩ ደረጀ 8ተ አናእሸተይ ደ.ኣ.ን.ት ናይ ህንፃ ጠቅላላ ኮንስትራክሽን ተኮናተርቲ ክትጫረቱ ይዕድም

2 ተጫረቲ ስራሕ ኣብ ዉሽጢ 175 /ሚኢትን ሰብዓን ሓሙሽተን/ ናይ ካላንደር መዓልቲ ከጠናቅቁ ዝክእሉ ሐደ ተጫራታይ ኣብ ሐደ ፕሮጀክት ጥራሕ ምዉድዳር ይክእል

3 ድልየት ዘለዎም ደ.ኣ.ን.ት ናይ ኮንስትራክሽን ተጫረቲ ዘይምለስ ብር 30 ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ሸራሮ ዕደጋ ማእከል ኣክስዩን ማሕበር ብምቅራብ ብርኪ ትካሎም ዝገልፅ ፈቃድ ዝተሐደሰ ንግዲን መለለይ ግብሪ ከፈልቲ ቲን ሰርተፊኬት  ብምቅራብ ክወስዱ ይክእሉ

4 ተጫረቲ ሐደ ኦርጅናልን ክልተ ኮፒን ሰነድ ነንበይኑ ብምዕሻግ ኣብ ሐደ ዓብይበ ፖስታ ጠሚሮም ከቅርቡ አለዎም

5 ተጫረቲ ሰነዳቶም ዓሺጎም ብምቅራብ ኣብ ሕድሕድ ፖስታ ማሕተም ዓሪፉ ሙሉ ኣድራሻ ትካል ክግለፅ ይግባእ

6 ተጫረትቲ ዝመልእዎ ዋጋ ኣብ ቤት ፅሕፈት ሸራሮ ዕደጋ ማእከል ኣክስዩን ማሕበር ቅድሚ ዕለት 10/02 /2012ዓም ሰዓት 8:00 ናይ ድሐሪ ቀትሪ ከቅርቡ አለዎም

7 ተጫረቲ መክበሪ ጨረታ 15000 ብብሔራዊ ባንኪ ካብ ዝተፈቀደሎም ዝተፈለጡ ባንኪ ዝተዉሃብ ኣብ ኩነታት ዝተመሰረተ ዉሕስና (conditional )ዝተረጋገፀ ቼክ ሌተር ኦፍ ክሬዲት ኣብ ፖስታ ብምዕሻግ ከቅርቡ አለዎም

8 እቲ ጨረታ ተጫራታይ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ አብ ቤት ፅሕፈትና ሸራሮ ዕደጋ ማእከል ኣክስዩን ማሕበር ዕለት 10/02 /2012ዓም ሰዓት 9:00 ናይ ድሕሪ ቀትሪ ይክፈት

9 ተጫረቲ ተወሳኪ መብርሂ ኣብ ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታእንተደልዩም ቤት ፅሕፈት ሸራሮ ዕዳጋ ማእከል ኣክስዩን ማሕበር

ኣቶ ሙሉ ብርሃን 0914776825

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4462)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s