- ህንፃ መሳረሒ
- ኤሌክትሪክ አቕሑት
- ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት
- ፅሕፈት መሳረሒ ኣቁሑት
- ናይ ስፖርት ዕጥቅታት
- ናይ ፅሬት ኣቁሑት
- ናይ ሞተር ሳይክል ኣቁሑት
- ዝተፈላለዩ ንኩክ /ንምግብና/ ዲፓርትመንት መሳርሒ ኣቁሑትን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ንተወዳደረቲ ይዕድም
ኣብቲ ዉድድር ክትሳተፉ ትደሊዩ ተጫረቲ
- ናይ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ነጋዶ ንግዲ ፍቃድ ዝተመዝገበኩም ኣተሓሒዝኩም ክተቅርቡ እትኽእሉ::
- ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቑፅሪ ዝተመዝገብኩም ሰርተፍኬት ክተቕርቡ ትኽእሉ::
- ቫት ኣብ ተወሳኺ እሴተ ታክስ ዝተመዝገብኩምሉ ሰርተፌኬትን ናይ ወርሒ መስከረም 30 /2008 ዓ/ም ድክሌር ዝገበርኹም መረዳእታን እተቕርቡ::
- ናይ መቕረባይነት ሰርተፍኬት ተቕርቡ ትኽእሉ ናይ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ ዝሐዝኹም
- እቲ ጨረታ ምስዓሩ ምስተነገሮ ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዉዕሊ ኣትዩ ኣብ 10 ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዘሸነፎ ንብረት በናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ጥላሁን ይግዛዉ ቴሞያን መሰልጠኒ ማእከል ኮሌጅ ከቕርብ ዝኽእል::
- መወዳደሪ ደኩመንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ሽምን ኣድራሻን ዘለዎን ናይቲ ትካል ማህተምን ፊርማን ክህልዎ አለዎ::
- ንሕድሕድ ሽያጭ ሰነድ ዘይምለስ ብር 25.00 /ዒስራ ሓሙሽተን ብር / እናኸፈልኵም ካብ ጥላሁን ይግዛዉ ቴክኒክን ሞያን ኮሌጅ ደ /ከ /ስ / ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 3 መልኡ ብሽምዒ ዝተአሸገ ኤንቨሎፕ (ፖስታ) ብምግዛእ ካብ 24 /02/ 08 ክሳብ 08/ 03 /08 ዓ/ም ሰዓት 3:30 እናመፃኹም ክትወስዱ እትክእሉ::
- ጨረታ ቅድሚ ምኽፋቱ ናይ ጨረታ መኽበሪ ዝምለሰ ብር 3000 .00 /ሰለስተ ሽሕ / ብጥረ ገንዘብ ወይ ከዓ ኢትዩ ጰያ ንግዲ ባንኪ ኣፍልጦ ዝተወሃበ ባንኪ ዝተረጋገፀ CPO ኣቀድሙ ከትሕዝ ዝክእል::
- እቲ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ክሳብ ዝዕፀየሉ ዕለትን ሰዓትን ዝተወዳደርሉ ኣቅሓ ብዓይነት
- እቲ ጨረታ ዕለት 08/ 02/ 2008 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት 4:30 ይክፈት ኣብ ጥላሁን ይግዛዉ ቴ /ሞያን ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብዘለዉሉ ይክፈት::
- ኮሌጅና ነቲ ጨረታ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእኾነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝሃለወ እዩ
- ንዝበለፀ ሓበሬታ ብትሌፎን ቁፅሪ ኮሌጅና 034 -777- 1828 ደዊልኹም ክትረኽቡ ትኽእሉ ምኮንኩም ንሕብር::
Backs