ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ኣብ 2012 በጀት ዓመት ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ናይ ዓበይትን ኣናእሽተይን መካይን ፅገና ግልጋሎት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ዝስዕብ ረቋሒ ተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም።
  • Posted Date: ሶኒ ነሓሰ 13, 2011 (over 5 years ago)
  • Closing Date: ሰሉስ ነሓሰ 28, 2011 04:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:10000.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:50.00
  • Bid Opening Date: ሰሉስ ነሓሰ 28, 2011 04:02 Morning
  • Motorcycle Maintenance/
  • Print
  • Pdf

ናይ መካይን ፅገና ግልጋሎት ደረጃ 4ተን 5ተን ጥራሕ ዝኮንኩም

1 በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ብግልፂ ዝርአ ፎቶ ኮፒ ከቕርብ ዝኽእል

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ዝተመዝገብኩምን ቲን ሰርተፊኬት ክተቅርቡ ትኽእሉ ብግልፂ ዝርአ ፎቶ ኮፒ ከቕርብ ኣለዎ

3 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርቲፊኬት ዘለኩም ብግልፂ ዝርአ ፎቶ ኮፒ ከቕርብ ዝኽእል

4 ናይ እሴት ታክስ ቫት ዝተመዝገቡን ናይዚ ዓመት ግብሪ ዝኸፈልኩምን ናይዝኸፈልኩምዎ ናይወርሒ ሓምለ  2011 ዓ/ም ድክላሬሽን መረዳእታ ብግልፂ ዝርአ ፎቶ ኮፒ ከቕርብ ዝኽእል

5 ተጫረቲ ዘይምለስብር 50 ( ሓምሳቅርሺ )እናኸፈልኩም ካብ ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ዳይሬክቶራት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምም/ር ኣብ ሓበራዊ (ኮምፕሌክስ) ህንፃ 3ደብሪቁፅሪ 171 ካብ ዕለት 13/12/2011 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 28/12/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት እናመፃእኹም ናብ ዝተዓሸገ ናይ ጨረታ ሳፁን ፖስታኹም ክተእትው ትኽእሉ፤

6 ተጫረቲ ናይጨረታ ውሕስና መኽበሪን 10000.00/ዓሰርተ ሽሕ ብር/ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ፣ኣብኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ውሕስና ወይ ጥረ ገንዘብ ከተሓሕዙ ትኽእሉ።

7 ተወዳደሪ ደኩሜንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ብዝተዓሸገ ፖስታ ናይቲ ትካል ሽምን ኣድራሻን ማህተምን ፊርማን ክህልዎይግባእ።


8 ናይቲ ጨረታ ሰዓርቲ እንተኮይኑኩም ክሳብ ሰነ 30/2012 ዓ/ም ዉዕሊ ክኣስር ዝኽእል

ንተወሳኺሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-411052 ምድዋልይከኣል።

Backs
Tender Category