ናይ መካይን ፅገና ግልጋሎት ደረጃ 4ተን 5ተን ጥራሕ ዝኮንኩም
1 በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ብግልፂ ዝርአ ፎቶ ኮፒ ከቕርብ ዝኽእል
2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ዝተመዝገብኩምን ቲን ሰርተፊኬት ክተቅርቡ ትኽእሉ ብግልፂ ዝርአ ፎቶ ኮፒ ከቕርብ ኣለዎ
3 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርቲፊኬት ዘለኩም ብግልፂ ዝርአ ፎቶ ኮፒ ከቕርብ ዝኽእል
4 ናይ እሴት ታክስ ቫት ዝተመዝገቡን ናይዚ ዓመት ግብሪ ዝኸፈልኩምን ናይዝኸፈልኩምዎ ናይወርሒ ሓምለ 2011 ዓ/ም ድክላሬሽን መረዳእታ ብግልፂ ዝርአ ፎቶ ኮፒ ከቕርብ ዝኽእል
5 ተጫረቲ ዘይምለስብር 50 ( ሓምሳቅርሺ )እናኸፈልኩም ካብ ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ዳይሬክቶራት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምም/ር ኣብ ሓበራዊ (ኮምፕሌክስ) ህንፃ 3ይደብሪቁፅሪ 171 ካብ ዕለት 13/12/2011 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 28/12/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት እናመፃእኹም ናብ ዝተዓሸገ ናይ ጨረታ ሳፁን ፖስታኹም ክተእትው ትኽእሉ፤
6 ተጫረቲ ናይጨረታ ውሕስና መኽበሪን 10000.00/ዓሰርተ ሽሕ ብር/ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ፣ኣብኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ውሕስና ወይ ጥረ ገንዘብ ከተሓሕዙ ትኽእሉ።
7 ተወዳደሪ ደኩሜንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ብዝተዓሸገ ፖስታ ናይቲ ትካል ሽምን ኣድራሻን ማህተምን ፊርማን ክህልዎይግባእ።
8 ናይቲ ጨረታ ሰዓርቲ እንተኮይኑኩም ክሳብ ሰነ 30/2012 ዓ/ም ዉዕሊ ክኣስር ዝኽእል
ንተወሳኺሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-411052 ምድዋልይከኣል።
መመለስ