1 ተወሳኪ እሴት ታክስ ማለት እዉን ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም
2 ናይ ወርሒ ሰነ 2011ዓ/ም ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ሒሳብ ዘፍለጠ
3 በቲ ዘፈር ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድ2012ዓ/ም ዘለዎ
4 መለለይ ቁፅሪ ማለትእዉን ከፈልቲ ግብሪ ቲን ናምበር ዘለዎም ፣
5 ዝተሓደሰ ናይ 2012ዓ/ም መቕረባይነት ወረቐት ምስክር ከቕርብ ዝክእል
6 ካብ ትካልና ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ቁፅሪ 28 ካብ ዕለት 3/12/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 20/12/2011 ሰዓት 3፡30 ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ብምምፃእ ሰነድ ጨረታ 50.00 /ሓምሳ ቅርሺ/ ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ
7 ሰንዱቕ ጨረታ ዕለት 20/12/2011 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 20/11/2011 4፡00 ይክፈት
8 ተጫረቲ ሎት 1 ናፍጣ ጀነሬተርን ሶላርን መከበሪ ጨረታ 5000.00 ሎት 2 ፈርኒቸር መከበሪ ጨረታ 3000.00 ብር ሎት 3 ሞንታርቦ ስፒከር መከበሪ ጨረታ 3000.00 ብር ሎት 4 ዓመታዊ ባኒ 3000.00 ብጥረ ገንዘብ ወይም ብ ሲፒኦ ወይም ብባንኪ ዝተተሓዘ ዝክእሉ
9 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ኣድራሻ - 18 ንግስቲ ህንፃ ወይ ፍፁም ብርሃን ዓይኒ ሕክምና ሓሊፍካ
ዝበለፀ ሓበሬታ 03 44 41 62 84 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል
Backs