ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | መዐቀኒ | በዝሒ | ሓ/ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ |
1 | ችፑድ 122*56 ሳሜ | ቁፅሪ | 4000 | |||
2 | ችፑድ 10 ሚ.ሜ 188*34 ሳሜ | ቁፅሪ | 4000 | |||
3 | ቁርፅራፅ ሓፂን | ኪሎ |
| |||
4 | ችፑድ 122*10 ሳሜ | ቁፅሪ | 480 | |||
5 | ካብ ፓሊት ዝተነቀለ 10*7*7ሳሜ ጣውላ | ቁፅሪ | 2300 | |||
6 | ዝኣረገን ዝደረቀን ባርዛፋት | ቁፅሪ | ብግምት | |||
7 | ተቆሪፆም ዝደረቁ ባህርዛፋት | ቁፅሪ | ብግምት | |||
8 | ዝኣረጉ ናይ መኪና ጎማ | ቁፅሪ | 50 |
1 ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት ካብ 09/11/2011 ክሳብ 18/11/2011ዓ/ም
2 ተጫረቲ ዘይምለስ 50.00 ብር እናከፈልኩም ካብ ፍረ ስውኣት ኢንዱስትሪ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ክፍሊ ቁፅሪ 2 ናይ ጨረታ ሰነድ ክትወስዱ ትክእሉ፤
3 መወዳደሪ ዶኩመንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ቢድ ቦንድን ብዝተዓሸገ ፖስታ ናት ትካልን ሽምን ኣድራሻን ማህተምን ፌርማን ክህልዎ ይግባእ ፡
4 ናይቲ ንብረት ናይ ሓደ ዋጋ ከቅርብ ዝክእል፤
5 ጨረታ ሰዓራይ ተባሂሉ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ድሕሪ 2ተ ናይ ቅሬታ መዓልቲ እቲ ዝግባእ ክፍሊት ከፊሉ ኣብ ውሽጢ 3ተ ናይ ብናይ ባዕሉ ሰራሕተኛታትን ትራንስፖርትን ከልዕል ዝክእል፤
6 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ውሕስና መኸበሪ 5000.00 ሽሕ ብር ብሲፒኦ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ብናይ ባንኪ ውሕስና ወይ ብጥረ ገንዘብ ክትሕዙ ኣለዎም፤
7 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 18/11/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ምዃኑ ንሕብር፤
8 ትካልና ነቲ ጨረታ ዝሐሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ፡፡
ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0914-034820/0914727888 ምድዋል ይከኣል፡፡
Backs