https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7860
ትካልና ፍረ ስውኣት ኢንዳስትሪ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ኣብ ትካልና ዘለው ተረፈ ምህርቲ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡ ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክሳተፍ ትደልዩ ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ፤
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 10, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 18, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሓምለ 18, 2011 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ተ.ቁ

ዓይነት ንብረት

መዐቀኒ

በዝሒ

ሓ/ዋጋ

ጠ/ዋጋ

መብርሂ

1

ችፑድ  122*56 ሳሜ

ቁፅሪ

4000

2

ችፑድ 10 ሚ.ሜ 188*34 ሳሜ

ቁፅሪ

4000

3

ቁርፅራፅ ሓፂን

ኪሎ

  • -

4

ችፑድ 122*10 ሳሜ

ቁፅሪ

480

5

ካብ ፓሊት ዝተነቀለ 10*7*7ሳሜ ጣውላ

ቁፅሪ

2300

6

ዝኣረገን ዝደረቀን ባርዛፋት

ቁፅሪ

ብግምት

7

ተቆሪፆም ዝደረቁ ባህርዛፋት

ቁፅሪ

ብግምት

8

ዝኣረጉ ናይ መኪና ጎማ

ቁፅሪ

50

1 ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት ካብ 09/11/2011 ክሳብ 18/11/2011ዓ/ም

2 ተጫረቲ ዘይምለስ 50.00 ብር እናከፈልኩም ካብ ፍረ ስውኣት ኢንዱስትሪ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ክፍሊ ቁፅሪ 2 ናይ ጨረታ ሰነድ ክትወስዱ ትክእሉ፤

3 መወዳደሪ ዶኩመንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ቢድ ቦንድን ብዝተዓሸገ ፖስታ ናት ትካልን ሽምን ኣድራሻን ማህተምን ፌርማን ክህልዎ ይግባእ ፡

4 ናይቲ ንብረት ናይ ሓደ ዋጋ ከቅርብ ዝክእል፤

5 ጨረታ ሰዓራይ ተባሂሉ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ድሕሪ 2ተ ናይ ቅሬታ መዓልቲ እቲ ዝግባእ ክፍሊት ከፊሉ ኣብ ውሽጢ 3ተ ናይ ብናይ ባዕሉ ሰራሕተኛታትን ትራንስፖርትን ከልዕል ዝክእል፤

6 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ውሕስና መኸበሪ 5000.00 ሽሕ ብር ብሲፒኦ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ብናይ ባንኪ ውሕስና ወይ ብጥረ ገንዘብ ክትሕዙ ኣለዎም፤

7 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 18/11/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ምዃኑ ንሕብር፤

8 ትካልና ነቲ ጨረታ ዝሐሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ፡፡

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0914-034820/0914727888 ምድዋል ይከኣል፡፡