ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊሲ ክልል ትግራይ ንፊልድ ግልጋሎት ዝውዕል መኪና በዚ ዘርፊ ካብ ዝተሰማረዩ ግልጋሎት ወሃብቲ ትካላት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ኣብ ዞባታት ሰሜን ምዕራብን ዝርከባ ወረዳታት ትግራይ ተዘዋዊርካ ምልከታ ንምግባር ውዕሊ ክኣስር ይደሊ፡፡

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 24/08/2011ዓ/ም ክሳብ 28/08/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00

2 ፕሮፎርማ ዕለት 28/08/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይክፈት፡፡

Backs
Tender Category