ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊሲ ክልል ትግራይ ንፊልድ ግልጋሎት ዝውዕል መኪና በዚ ዘርፊ ካብ ዝተሰማረዩ ግልጋሎት ወሃብቲ ትካላት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ኣብ ዞባታት ሰሜን ምዕራብን ዝርከባ ወረዳታት ትግራይ ተዘዋዊርካ ምልከታ ንምግባር ውዕሊ ክኣስር ይደሊ፡፡
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 25, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 28, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
ቦታ:
መቐለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሚያዝያ 28, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
መደብ:
መኪና ክራይ
/
ትራንስፖርት ግልጋሎት
/
ዕድጊት ኸቢደ መሺን
/
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 24/08/2011ዓ/ም ክሳብ 28/08/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00
2 ፕሮፎርማ ዕለት 28/08/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይክፈት፡፡