- ናይ ሞተር ሳይክል እስፔር
- ናይ ኤሌክትሮኒከስ አቁሑ
- በቲ ዝተጠቀሰ ዘርፍ ንግዲ ፍቃድ ዝተሐደሰ ዘለኩም::
- ናይ 2008 ዓ/ም ግብሪ ዝኸፈልኩም::
- ቲነ ካርድ መረዳእታ ዘለኩም::
- ቫት ተመዝገበቲ ዝኾንኩም::
- ናይ ወርሒ ነሓሰ ዲክለራስዩን ዝገበርኩም::
- ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ሴርትፊኬት ኣተሓሒዙ ዘቅርብ::
- ናይ ሕድሕድ ዓይነት ንብረት ቅድሚ ጨረታ ነቲ ጨረታ መኽበሪ 3000 (ሰለስተ ሺሕ) ብር ብጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ባንኪ ዝተመስከረሉ ሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል::
- ናይቲ ሽያጥ ዝርዝር ዶኩሜንት ዘይምለስ 50 ብር ( ሓምሳ ብር) ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ከ /ስ /ዕ /ንብ /ምም /ርን ቁፅሪ 05 ምዉሳድ ይከአል
- ካብ 18/ 01 /2008 ዓ/ም ጀሚሩ ዝርዝር ናይ ጨረታ ዶክሜንት ብምዕዳግ ኣብ ናይ ባዕልና ዝተዳለወ ዶክሜንት ብምምላእ ኦርጅናልን ፎቶ ኮፒን ነንበይኑ አብ ዝተፈላለዩ ፖስታ ዓሺግኩም ፊርማን ማህተምን ተገይሩሉ አብ ቤት ፅ/ት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ቁፅሪ 05 ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ይእቱ ::
- ናይ ሞተር ሳይክል እስፔር ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 05/02/2008 ዓ/ም 8:00 ናይ ድ/ሰዓት ተዓፅዩ ሽዑ ንሽዑ ሰዓት 8:30 ይኽፈት
- ናይ ኤሌክትሮኒከስ ኣቁሑት ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 09/02/2008 ዓ/ም 8:00 ናይ ድ/ሰዓት ተዓፅዩ ሽዑ ንሽዑ ሰዓት 8:30 ይኽፈት
- እቲ ዘይሰዓረ ተጫራታይ ዘትሓዞ ናይ መኽበሪ ጨረታ ቢድባንድ ሰዓራይ ምስ ተገለፀ ብመምርሒ ዕዳጋ መሰረት ይምለሰሉ::
- እቲ ጨረታ ዝሰዓረ ሰብ በቲ ዝሰዓረ ዋጋ ከቅርብ ፍቃደኛ እተዘኮይኑ ዘትሓዞ ቢድ ቦንድ ናብ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ይኸዉን::
- ሰዓራይ ዝተገለፀሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5 ( ሓሙሽተ መዓልቲ) ተካታተልቲ ዉዕል አሲሩ እቲ ንብረት ምጉዕዓዝ ይጅምር
- ሰዓራይ ንዝስዕሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ብምሽፋን አብ ወረዳ ሐዉዜን ትልምን ፋይናንስን አጉዒዙ ዘቅርብ::
- ሰዓራይ ኣብ ዝተገለፀሉ ቀሪቡ ዉዕሊ እንተዘይ አሲሩ ብመምርሒ ዕዳጋ መሰረት ዝቅፃዕ ምኻኑ ::
- ብመምርሒ መሰረት ኣብ እንዕድጎ እንዕድጎ ንብረት መጠን 20% ክንዉስክ ክንቅንስ ንክእል ኢና ::
- ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረከቡ ብምሉእ ወይ ብክፋል ነቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ድሕሪት- ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
- ኮንስትራክሽን (1047)
- ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
- ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
- ሕርሻ (508)
- ህንፃ መሳርሒ (7192)
- ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
- ምምካር (180)
- ትምህርቲን ስልጠና (199)
- ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
- ምግብን መስተን (514)
- እግድ (40)
- ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
- ፈርኒቸር (1283)
- ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
- ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
- ጥዕና (266)
- ናገዛ ኣቁሑት (87)
- ኢንሹራንስ (4)
- ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
- መሬትን ሊዝን (59)
- ፅገና (833)
- ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
- መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
- ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
- መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
- ምስሊን ቀረፃን (23)
- ስራሕቲ ሕትመት (1658)
- ስራሕቲ ምልላይ (83)
- ክራይ (737)
- መሸጣ (1182)
- ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
- መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
- ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
- መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
- ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
- ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
- ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
- መኽዝን (33)
- ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
- ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
s