በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ን2011ዓ/ም በጀት ዓመት ኣገልግሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ።
  • Posted Date: ሓሙስ መጋቢት 19, 2011 (over 5 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ሚያዝያ 3, 2011 06:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:5000.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:50.00
  • Bid Opening Date: ሓሙስ ሚያዝያ 3, 2011 08:00 Afternoon
  • Motorcycles Purchase/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈልኩም ንግዲ ፈቃድ ዝሐደስኩምን::

2 መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ /ቲን/: ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነን : ናይ ወርሒ ጥሪ 2011 ዓ/ም ቫት ዝኸፈለሉ / ድክላሬሽን/ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ ክኾኑ አለዎም: መረዳእታ መቅረባይነት ዘለዎን ዘሐደሰን፤

3 ተጫረቲ ናይ መክበሪ ጨረታ 5000.00 ሽሕ ቅርሺ ብሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ወይ ሕጋውነት ካብ ዘለዎ ባንኪ ቼክ ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ ከትሕዝ ዝክእል፤

4 ንዝተዳለወ ናይ ተጫረቲ መምርሒን ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ዝሐዘን ዘይምለስ ብር 50.00 ብምክፋል አብ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ደ/ከ/ስራሕ ዕ/ፋ ምም/ር ንብረት ቢሮ ቁፅሪ 4/5 ካብ 19/07/2011ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 03/08/2011ዓ/ም ሰዓት 6:00 ምዉሳድ ትክእሉ::

5 እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 03/08/2011 ዓ/ም ሰዓት 6:00 ተዓፅዩ ዕለት 03/08/2011 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ድሕሪ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረኸበሉ ባዓል መዚ ልምዓት እቶት ይኽፈት ::

6 ባዓል መዚ ልምዓት እቶት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344-40 18 75 ደዊልኩም ምጥያቅ ትእኽሉ፤

NB ኣደራሻና ዓዲ ሓቂ ናይ ማሕበር ጉድአት ኩናት ህንፃ 3 ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 5 ጥቃ ደደቢት ማክሮ ፋይናንስ

Backs
Tender Category