ቢሮ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ናይ መኪና ታርጋ 4-01391 ዝኮነት ሪሃብ ቴሽን ሪንግ ዝኮነት ካብ ማይ መክደን ሕልፍ ኢልካ ቂሐን ኣብ ዝበሃል ከባቢ ስለዝተባላሸወት ጎሲስካ ናብ ቢሮ ማይ ሃፍቲ ኣብ 03 ዝርከብ ጋራጅ ፕሮፎርማ ኣወዳደሪና ክነምፅኣ ንደሊ፡፡

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 16/07/2011ዓ/ም ክሳብ 19/07/2011 ሰዓት 3፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 19/07/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡10 ይክፈት፡፡  

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብሰ.ቁፅሪ 0344-411794/95 ምድዋል ይከኣል፡፡

Backs
Tender Category