https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6730
ቢሮ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ናይ መኪና ታርጋ 4-01391 ዝኮነት ሪሃብ ቴሽን ሪንግ ዝኮነት ካብ ማይ መክደን ሕልፍ ኢልካ ቂሐን ኣብ ዝበሃል ከባቢ ስለዝተባላሸወት ጎሲስካ ናብ ቢሮ ማይ ሃፍቲ ኣብ 03 ዝርከብ ጋራጅ ፕሮፎርማ ኣወዳደሪና ክነምፅኣ ንደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 17, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 19, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መጋቢት 19, 2011 03:10 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ፅገና ተሽከርካሪ/ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 16/07/2011ዓ/ም ክሳብ 19/07/2011 ሰዓት 3፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 19/07/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡10 ይክፈት፡፡  

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብሰ.ቁፅሪ 0344-411794/95 ምድዋል ይከኣል፡፡