- ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ናይ ዘመኑ ዝሐደስኩምን ዘይምለስ ፎቶኮፒን ዘቕርብ::
- ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቑፅሪ ቲን ናምበር ዘለዎ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ዘቕርብ::
- ዝተሐደሰ መቕረብነት መለለይ ካርድ ዘለዎን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ዘቕርብ::
- ናይ ሞተር ሳይክል ተወዳደርቲ ዝኮንኩም ቫት ዝተመዝገብኩም ናይዚ ወርሒ ድክለሬሽን ዝገበርኩምሉ መረዳእታ ክተቕርቡ እተክአሉ::
- መክበሪ ጨረታ ብረ 2000.00 ስፒኣ ሕጋዉነቱ ካብ ዝተረጋገፀ ባንኪ ናብ ናይ ጨረታ ሳንዱቕ ምሰቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ከእቲ ዝክእል::
- ጨረታ ዝጋወሐሉ ዕለት 12/07/2008 ዓ/ም ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 22/08/2008 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ተዓሺጉ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 9:30 ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለዉሉ ኣብ ማሕበር መናእሳይ ትግራይ ይኽፈት
- ሰነድ ጨረታ ካብ ማሕበር መናእሰይ ቢሮ ቑፅሪ 14 ፍ/ን/ምም/ዳርን ብር 50 እንኸፈልኩም ኣብ ስራሕ ሰዓት ክተወስዱ ከም እትከአሉ እናገለፅና ካብ ሎሚ ዕለት12/01/2008 ክሳብ ዕለት 22/01/2008 ሽም"ኣድራሻ ፌርማ"ማህተምን ብመግባርነዚተባሂሉዝተዳለወሳንዱቅ ጨረታብዘተዓሸገፖስታናይቢሮቑፅሪ 14 አታዊ ይግበሩ::
- አሸናፊ ዝኮነ ነጋዳይ ንዘሸነፎ ዓይነት ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዓዝያ መ/ቤትና ኣምፂኡ ክረክብ ዝከአልን እቲ ንብረት በቲ ዝወፀእ ስፐስፊኬሽን መሰረት ትክከለኛ ምኮኑ ምሰ ተረጋገፀ ኣታዊ ገይሩ ገንዘብ ዝወስድን::
- መክበሪዉዕሊ10%ካብዘሸነፎዓይነትንበረትብCPOክተሕዝዝከአልንኣብዉሽጢ2ተናይስራሕመዓልቲዉዕሊዝአስርን::
- ካብቲዝፍፀምግዝኢት 20%ምዉሳኽንምቕናስንዝከኣልምኮኑ::
- ልዕሊ 10000 /ዓሰርተሽሕ/ ብር አሸናፊ ዝኮነ ነጋዳይ 2% ዊዝሆልዲንግ ዝኸፍል::
- መኽበሪ ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዜ 2ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸዉን::
- ዉዕሊ መክበሪ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ብተከታታሊ 30 መዓልቲ ይኸዉን::
- መ/ቤትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብመሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::
Backs