ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራን አመራርሓ ትምህርትን ዓብይ ዓዲ ኣብ 2011 ዓ/ም ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር አገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት: ኣቅሑ መለዋወጢ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን፣ ሮቶ መዋህለሊ ማይ፣ መሳርሒ ህንፃ፣ ፈርኒቸር፣ዝተፈላለዩ ናይ ቤተ ፈተነ ኬምካላትን መሳርሕታት፣ ናይ ዓበይትን ኣናእሽተይን መኪና መፀገኒ ጋራዥን፣ ካልኦት ኣጫሪቱ ክዕድግን ኣገልግሎት ክረክብ ይደሊ።

1 በዚ ዘፈር ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም ኣብ መቅረባይነት ዝተመዝገብኩም ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈልኩምን ፣ ፍቃድ ንግዲ ዘሐደስኩምን ነጋዶ ክትጫረቱ ይዕድም።

2 ዝርዝር ሰነድ እቲ ጨረታ ካብቲ ኮሌጅ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን 50.00 ቅርሺ እናከፈሉ ብምዉሳድ ምልክታ ካብ ኣብ ሬድዩ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 27/06/2011 ዓ/ም 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ዘሎ እዋን ኣብቲ ኮሌጅ ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዘጋጀዉ ሳንዱቅ ጨረታ ክተእትዉ ትክእሉ።

3 እቲ ጨረታ 27/06/2011 ዓ/ም 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብቲ ኮሌጅ ይክፈት።

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344-460062 0344-460065 ምድዋል ይከኣል።

ሕርሻ ውቅሮ

Backs
Tender Category