https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6286
ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራን አመራርሓ ትምህርትን ዓብይ ዓዲ ኣብ 2011 ዓ/ም ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር አገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት: ኣቅሑ መለዋወጢ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን፣ ሮቶ መዋህለሊ ማይ፣ መሳርሒ ህንፃ፣ ፈርኒቸር፣ዝተፈላለዩ ናይ ቤተ ፈተነ ኬምካላትን መሳርሕታት፣ ናይ ዓበይትን ኣናእሽተይን መኪና መፀገኒ ጋራዥን፣ ካልኦት ኣጫሪቱ ክዕድግን ኣገልግሎት ክረክብ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 15, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 27, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ዓ/ዓዲ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ የካቲት 27, 2011 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ፅገና ሞተርሳይክል/ ፅገና ተሽከርካሪ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

1 በዚ ዘፈር ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም ኣብ መቅረባይነት ዝተመዝገብኩም ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈልኩምን ፣ ፍቃድ ንግዲ ዘሐደስኩምን ነጋዶ ክትጫረቱ ይዕድም።

2 ዝርዝር ሰነድ እቲ ጨረታ ካብቲ ኮሌጅ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን 50.00 ቅርሺ እናከፈሉ ብምዉሳድ ምልክታ ካብ ኣብ ሬድዩ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 27/06/2011 ዓ/ም 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ዘሎ እዋን ኣብቲ ኮሌጅ ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዘጋጀዉ ሳንዱቅ ጨረታ ክተእትዉ ትክእሉ።

3 እቲ ጨረታ 27/06/2011 ዓ/ም 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብቲ ኮሌጅ ይክፈት።

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344-460062 0344-460065 ምድዋል ይከኣል።

ሕርሻ ውቅሮ