ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያን ዘሪሁን ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረታት ንመላእ ነበርቲ ንግዲ ማሕበረሰብ ክሸይጥ ይደሊ::
  • Posted Date: ሰሉስ ጥሪ 14, 2011 (over 5 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ጥሪ 23, 2011 03:30 Morning (closed)
  • Bid Bond:1500.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:10.00
  • Bid Opening Date: ሓሙስ ጥሪ 23, 2011 04:00 Morning
  • Other Sale/ Used Items Sale/
  • Print
  • Pdf

1 እዚ ጨረታ ካብ ዕለት 13/05/2011ዓ/ም ክሳብ 23/05/2011ዓ/ም ሰዓት 3:30 ቅ.ሰዓት ናብ ኮ/ቴ/ሞ/ኣርኣያ ዘሪሁን ከቅርቡ ኣለዎም

2 እዚ ጨረታ ዕለት 23/05/2011ዓ/ም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ኮ/ቴ/ሞ/ኣርኣያ ዘሪሁን ቢሮ ቁፅሪ 13 ይክፈት::

3 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-419498 ምድዋል ይከኣል::

Backs
Tender Category