https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5859
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያን ዘሪሁን ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረታት ንመላእ ነበርቲ ንግዲ ማሕበረሰብ ክሸይጥ ይደሊ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 14, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 23, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:1500.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:10.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥሪ 23, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 እዚ ጨረታ ካብ ዕለት 13/05/2011ዓ/ም ክሳብ 23/05/2011ዓ/ም ሰዓት 3:30 ቅ.ሰዓት ናብ ኮ/ቴ/ሞ/ኣርኣያ ዘሪሁን ከቅርቡ ኣለዎም

2 እዚ ጨረታ ዕለት 23/05/2011ዓ/ም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ኮ/ቴ/ሞ/ኣርኣያ ዘሪሁን ቢሮ ቁፅሪ 13 ይክፈት::

3 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-419498 ምድዋል ይከኣል::