ቢሮ ርክብ ህዝቢን መንግስቲን ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ናይ ፅሕፈት መሳርሒ (ስቴሽነሪ) ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ውዕሊ ክዕድግ ይደሊ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 25, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 14, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥሪ 14, 2011 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ጨ..ቁ ቢ.ር.ህ/ክ/ት/ሕት-02/2011 ናይ ፅሕፈት መሳርሒ /ስቴሽነሪ/

በዚ  መሰረት አብዚ ጨረታ  ክትሳተፍ እትደለዩ ተወዳደረቲ   እተማልአዎ  ረቋሒ::

1 ናይ 2011 ዓ/ም  ዝተሐደሰ  ንግዲ ፈቃድ ፣  ቫት  ተመዝገበቲን ናይ መወዳእታ ወርሒ ቨት ሪፖርት፣  መፍለይ ቑፅሪ / TIN/  ኣብ ዝርዝር   መቕረብቲ  ዝተመዝገቡ  ምኮኖም መረዳእታ  ከቅርቡ  ዝክእሉ::

2 መክበሪ ጨረታ ብር 2000.00 /ክልተ  ሸሕን ቅርሺ / ብጥረ ገንዘብ ብባንኪ ዝተረጋገፀ  CPO  ከትሕዙ  ዝክእሉ::

3 ዋጋ ሰነድ ጨረታ ጨረታ  ሰነድ ካብ ቢሮ ርክብ ህዝቢ  ክልል ትግራይ  ደጋፊ  ኸይዲ ስራሕ  ዕዳጋ ፋይናንስን  ምምሕዳር ንብረትን  ቢሮ ቑፅሪ  22  ካብ ዕለት  24/04/2011 ክሳብ 14/05/2011  ዓ/ም  አብ ዘሎ  ናይ ስራሕ ግዜ መፂኹም  ምግዛእን ንዕኡ ኣብ ዝተዳለወ ሰንዱቅ ናይ ጨረታ ሰነድ ምእታው  ትክአሉ ::  

4 ጨረታ ዝዕፀወሉን ዝኽፈተሉን ዕለት 14/05/2011 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ  ዕለት  ሰዓት  9:00 ተጫረቲ  ወይም ሕጋዊ ወከልቶም  አብ ዝተረክበሉ ልዕል  ኢሉ አብ ዝተጠቀሰ   ኣድራሻ  ብግልፂ  ይኽፈት::

5 ቢሮና ነቲ ዝዕድጎም ኣቅሑት  ከምኣድላይነቱ 20 % ናይ ምዉሳክ ወይም ናይ ምቅናስ መሰሉ ዝተሐለወ  እዩ::

6  ኣብዚ ጨረታ  ሰዓራይ  ዝኮነ ትካል ካብ  ዘሸነፎ  ጠቅላላ ዋጋ 10 % አትሒዙ ዉዕሊ  ብምእሳር ኣብ ውሽጢ 10 መዓልቲ ንብረት ከረክብ ዝኽእል፤

7  ሰዓራይ  በቲ  ዝወፀ   ስፐስፊክሽን    መሰረት  ፅሬቱ ብዝምልከቶም ኣካለት  ምስተረጋገፁ  አብቲ ዘድልየሉ እዋን  ብናይ ባዕሉ  ትራንስፖርት  ናብ ቢሮና  አታዊ   ይገብር::

8   እዚ ጨረታ  ፀኒዑ  ግዜ  ጨረታ  ካብ ዝተኸፈተሉ   ዕለት  ጀሚሩ  ን 30   መዓልቲ   ዝፀንዐ  ይኸዉን::

9 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ  እንተረኺቡ  ብክፋል   ይኹን  ብሙሉእ  እቲ  ጨረታ  ናይ  ምንራዝ  መሰሉ  ዝተሐለወ እዩ::

10  ንዝበለፀ  ሓበሬታ  ቢሮና  ዝርከበሉ ፊት ለፊት  ኣግአዚ  ባንኪ ጎኒ ዘዩርዳኖስ  ሆቴል ::

  ስቑ   0344 - 409343  ደዊልካ  ምሕታት ይከአል  እዩ::

ቢሮ  ርክብ  ህዝቢ  ክልል ትግራይ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1049)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4463)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2987)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (741)
                                                              • መሸጣ (1184)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8593)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (268)
                                                                                    s