ክተማልእዎም ዝግብኡ ረቋሕታት
1 ብዘፈር ንግድኹም ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክሲ ዝተመዝገብኩም ፣ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ዘለኩም፣ ናይ ወርሒ ሕዳር 2011 ዓ/ም ሒሳብ ዘወራረድክምሉ፣ ኣብ ዝርዝር መቅረብቲ ዝተመዝገብኩም መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል፤
2 መከበሪ ጨረታ( ቢድ ቦንድ) ሰነድ 5000.00 ቅርሺ እተቅርቡ፤
3 ጨረታ ካብ ዝተቃለሐሉ ዕለት ጀሚሩ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 30.00 ቅርሺ እናከፈልኩም ካብ ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ዳ /ዕ/ ፋን/ ምም/ ንብ/ ቢሮ ቁፅሪ 8 ምዉሳድ ትክእሉ።
4 እቲ ጨረታ ካብ 17/04/2011 ዓ/ም ክሳብ 01/04/2011 ዓ/ም ኣብ አየር ዝፀንሕ ኮይኑ 01/04/2011ዓ/ም ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9:00 ይክፈት።
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344-416570/0342-410117
Backs