https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5602
ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ናይ ዝተፈላለዩ ናይ ባይቶና መፅሓፍቲ ከሐትም ብጨረታ ካብ ሕጋውያን መቅረብቲ ኣወዳዲሩ ውዕሊ ብምእሳር ክገዝእን ከሐትምን ስለዝደለየ ንክትወዳደሩ ንዕድም።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 18, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 1, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥሪ 1, 2011 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

 ክተማልእዎም ዝግብኡ ረቋሕታት

1  ብዘፈር ንግድኹም ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክሲ ዝተመዝገብኩም ፣ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ዘለኩም፣ ናይ ወርሒ ሕዳር 2011 ዓ/ም ሒሳብ ዘወራረድክምሉ፣ ኣብ ዝርዝር መቅረብቲ ዝተመዝገብኩም መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል፤

2 መከበሪ ጨረታ( ቢድ ቦንድ)  ሰነድ 5000.00 ቅርሺ እተቅርቡ፤

3 ጨረታ ካብ ዝተቃለሐሉ ዕለት ጀሚሩ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 30.00 ቅርሺ እናከፈልኩም ካብ ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ዳ /ዕ/ ፋን/ ምም/ ንብ/ ቢሮ ቁፅሪ 8 ምዉሳድ ትክእሉ።

4 እቲ ጨረታ ካብ 17/04/2011 ዓ/ም ክሳብ 01/04/2011 ዓ/ም ኣብ አየር ዝፀንሕ ኮይኑ 01/04/2011ዓ/ም ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9:00 ይክፈት።

 ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344-416570/0342-410117