።በዚ መሰረት ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዉያን ተወዳደረቲ ነጋዶ /መቕርብቲ / ክተማልእዎ ዝግባእ ረቋሒታት እዞም ዝስዕቡ እዩም
1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም ኮይኖም ናይ 2010 ዓ/ም ግብሪ ዝኸፈሉ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቓዶም መረዳእታከቕርቡ ዝኽእሉ::
2 ኣብ ዝርዝር መቕረባይነት ዝተመዝገብሉ ዝተሐደሰ መታወቅያ መረዳእታ ከቕርቡ ዝክእሉ
3 መለለይ ቁፅሪ ቲን/TIN/ ዘለዎም::
4 ተወሳኺ እሴት ታክሲ /VAT/ ዝተመዝገቡን መረደእታ ከቕርቡ ዝኽእሉን::
5 ወርሓዊ ዲክላሬስን ናይ ወርሒ መስከረም 2011 ዓ/ም ከቕርቡ ዝክእሉን::
6 ተጫራተይ ኣብ ቤት ፅሕፈት ካብ ዘውፅኦ ዝርዝር ወፃኢ ምቅራብ ኣይኽእልን።
7 ተጫረቲ ኣብ ዋጋ መወዳደሪ ዝቀረበሎም ሰንጠረዥ ሽምን ክታም ኣድራሻን ማህተምን ብዘይ ምንም ስርዝ ድልዝ ከስፍሩ አለዎም:: ማህተምን ኣድራሻን በዘይ ምንም ስርዝ ድልዝ ከስፍሩ ኣለዎም።
8 ጨረታ ዝወፀሉ /ዝቃለሐሉ/ ዕለት 22 /02/ 2011 ዓ/ም ሰዓት 2:30 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 07/03/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:00 : ዝኽፈተሉ ዕለት 07/03/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ይኸውን።
9 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ዘይመለስ ብር 30.00 ብምክፋል ካብ ላዕ/ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ምዉሳድ ይኽእሉ::
10 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ነቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ።
ኣድራሻና ጥቃ ቐዳማይ ብርኪ ሃፅይ ዩውሃንስ ቤት ትምህርቲ::
ንተወሳኺ ሐበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344-402420 ብምድዋል ምሕታት ይኽእሉ
Backs