ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ወረዳ ወልቃይት ከይዲ ስራሕን ህንፀት ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ካብ ዕቤት ሕርሻ ፕሮግራም ኤጂፒ ብዝረኸቦ ሓገዝ ገንዘብ ኣብ ጣብያ ኣውራ ሓፁር ኣብ ጣብያታት ቆራሌት ማለት ውን ሰረቶትን ማይ ጥምቀትን ከተል ክራሽ ብጨረታ ከስርሕ ስለዝደሊ ኤሲቢ ፍቃድ ዘለኩም ንክትወዳደሩ ብኽብሪ ንዕድም። በዚ መሰረት ተወዳደርቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቋሕታት፤
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 3, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 13, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3000.00
  • ቦታ: ወልቃይት
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥቅምቲ 13, 2011 03:03 ቅደሚ ሰዓት
  • ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 መለለይ ቁፅሪ ነጋዶ ዋናን ቅዳሕን

2 ናይ 2010 ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ዋናን ቅዳሕን

3 ቫት ዝተመዝገብኩምሉ መረዳእታ ዋናን ቅዳሕን

4 ናይ ወርሒ ነሓሰ 2010ዓ/ም ሒሳብ ዘፍለጥኩምሉ መረዳአታ ዋናን ቅዳሕን

5 ካርዲ ምዝገባ ተኾናታራይነት ከምኡ ውን ምስክር ወረቀት መቅረባይነት ክተቅርቡ ይግበእ።

6 መኸበሪ ጨረታ ጨረታ ቅድሚ ምኽፋቱ ንነብሲወከፍ ፕሮጀክት 3000.00 ቕርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይድማ ሲፒኦ ክተትሕዙ ይግባእ።

7 ጨረታ ተኸፊቱ ሰዓራይ ምስተገለፀ ካብቲ መኸበሪ ጨረታ 10% ካብ ዝተፈለጠ ባንኪ ወይድማ ብጥረ ገንዘብ (ሲፒኦ) ክተትሕዙ ኣለኩም።

8 መኸበሪ ውዕሊ ተመላሲ ዝኸውን ግዚያዊ ርኽክብ ካብ ዝተፈፀመሉ ድሕሪ 1 ዓመት ይኸውን።

9 ሰዓራይ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 7 ናይ ስራሕ መዓልትታት ውዕሊ ክኣስርን መኸበሪ ውዕሊ ከቅርብ ዝኽእልን

10 ሰዓራይ ውዕሊ ምስኣሰረ ንነብሲ ወከፍ ከተል ክራሽ አብ ውሽጢ 50 ተኸታተልቲ መዓልትታት ከምኡ ውን ንሓፁር ኣብ ውሽጢ 60 ተኸታተልቲ መዓልትታት ሰሪሑ ከቅርብ ዝኽእል

11 ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ወረዳ ወልቃይት ከይዲ ስራሕ ህንፀት ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን 100.00 ቅርሺ ብምኽፋል ካብ ዕለት 25/01/2011ዓ/ም-13/02/2011ዓ/ም ኣብ ዘለው ናይ ስራሕ መዓልትታት ዋጋ መሊእዅም ሓደ ዋናን ክልተ ቅዳሕን ነናይ ባዕሉ ፖስታ ብምዕሻግ ዋናን ቅዳሕን ኢልኩም ብምፅሓፍ ፌርማን ማህተምን ብምግባር አብቲ ቤት ፅሕፈት ናብ ዝተደለወ ሳንዱቅ ጨረታ ክተእትው ኣለኩም።

12 እቲ ጨረታ ዕለት 13/02/2011 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 3:30 ቅ/ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ዝኽፈት ይኸውን።

ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ወረዳ ወልቃይት  

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s