ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን መጎዓዝያን ወረዳ ወልቃይት ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ካብ ዕብየት ሕርሻ ፕሮግራም AGP ዝረከቦ ሓገዝ ኣብ ጣብያ ኣዉራ ሓፁር ኣብ ጣብያታት ቆራሪት መላት እዉን ሰሮተትን ማይ ጥምቅትን ካትል ክረሽ በጨረታ ንምስራሕ ይደሊ GC / BCፍቃድ ዘለኩም ንክትወዳደሩ ይዕድም
  • Posted Date: ረቡዕ መስከረም 30, 2011 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 13, 2011 03:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:3000.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:100.00
  • Bid Opening Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 13, 2011 03:30 Morning
  • House & Building Construction/
  • Print
  • Pdf

1 መለለይ ቁፅሪ ነጋዶ ዋናን ቅዳሕን ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዋናን ቅዳሕን

2 ቫት ዝተመዝገብኩም መረዳእታ ዋናን ቅዳሕን

3 ናይ ወርሒ ነሓሰ 2010 ዓም ሒሳብ ዘፍለጥክምሉ መረዳእታ ዋናን ቅዳሕን

4 ካርድ ምዝገባ ተኮናታሪነት ከምእዉን ምስክር ወረቀት መቅረባይ ክተቅርቡ ይግባእ

5 መከበሪ ጨረታ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ ነበስወከፍ ፕሮጀክት 3000 ቅርሺ ብጥረ ገንዝብ ወይድማ ብስፒኦ ክተትሕዙ አለኩም

6 ተጫረታ ተከፊቲ ሰዓራይ ምስተገለፀ ካብቲ መከበሪ ጨረታ 10 ሚእታዊ ካብ ዝተፈለጠ ባንኪ ወድማ ጥረ ገንዝብ ክምእዉን ብስፒኦ ክተትሕዙ አለኩም

7 መከበሪ ዉዕሊ ተመላሲ ዝከዉን ቢሮ ርክክብ ካብ ዝተፈፀመሉ ድሕሪ 1 ዓመት ይከዉን

8 ሰዓራይ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጠ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስርን መከበሪ ውዕሊ ከቅርብን ዝክእል

9 እቲ ሰዓራይ ዉዕሊ ምስ ኣሰረ ንነብስወከፍ ከትል ክረሽ ኣብ ዉሽጢ 50 ተከታተልቲ መዓልቲታት ክምእዉን ንሓፁር ኣብ 60 ተከታተሊ መዓልቲታት ሰሪሑ ከቅርብ ዝክእል

10 ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንግድን መጎዓዝያ ወረዳ ወልቃይት ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን 100 ብምክፋል ካብ ዕለት 25 መስከረም 2011 ዓም ክሳብ 13 ጥቅምቲ 2011 ዓም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲ ታት ዋጋ መሊእኩም ሐደ ዋናን ክልተ ቅዳሕን ኣብ ነናይ ባዕሉ ፖስታ ብምዕሻግ ዋናን ቅዳሕን ኢልኩም ብምፅሓፍ ፊርማን ማህትምን ብምግባር ኣብቲ ቤት ፅሕፈት ናብ ዝተደላወ ሳንዱቅ ጨረታ ክተእትዉ ኣለኩም

11 እቲ ጨረታ ዕለት 13 ጥቅምቲ 2011 ዓም ሰዓት 3:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በተመሳሳሊ ዕለት ልክዕ ሰዓት 3:30 ኣብ ቅድሚ ተወዳደርቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

Backs
Tender Category